S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ንግደት ቤተ ክርስቲያን መድሃኔ ዓለም ሮቸስተር ኒው ዮርክ

በስመ ኣብ ወወልድ! ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን።

ካብ እግዚኣብሄር ኣቦናን ካብ ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስን ጸጋን ሰላምን ንኣኻትኩም ይኹን እንዳበልና መንፈሳዊ ሰላምታ ነቐድም። ቀጺልና: ንግደት/ክብረ-በዓል ቤተ ክርስቲያን መድሃኔ ዓለም ሮቸስተር ኒው ዮርክ   23 መስከረም 2017 ከነኽብር ስለ ዝኾና ናይቲ መንፈሳዊ በዓል በረኸት ተሳተፍቲ ክትኮኑ ብኽብሪ ንዕድመኩም።

መደብ ክብረ በዓል

ዓርቢ 23 መስከረም (September) 2017

ዋዜማ:- 5፡00 ---8፡00 ድሕሪ ቀትሪ

ቀዳም:- ቀዳም 24 መስከረም (September) 2017

ጸሎተ ነግህን ማሕሌትን    3፡00 --- 7፡00 ንጕሆ

ጸሎተ ቅዳሴ                   7፡00 ---10፡00 ቅድሚ ቀትሪ

ስብከትን ዑደትን             10፡00 ---12፡00 ቀትሪ

ምሳሕ ንግደት                12፡00 ---3፡00 ድሕሪ ቀትሪ

ኣድራሻና:-

1222 St Paul St, Rochester, NY 14621

ንዝያዳ ሓበሬታ ነዞም ዝስዕቡ ሰባት ተወከሱ

ቀሺ ዳዊት ተኽለብርሃን (585)831-4479

ዘርኦም ሃይለ (585)370-7001

ኢዮ ጸጋይ (585)330-6494

ንግስቲ ዮሃንስ (585)750-9973

 

ብሰላም ምጹ

ሰበኻ ጉባኤ ቤተ ክርስቲያን መድሃኔ ዓለም ሮቸስተር ኒው ዮርክ

Hits: 2574