S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ዕረፍት ብጹዕ ኣቡነ ዘካርያስ ዮሓንስ ጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስቲያን

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብዜና ዕረፍት ብጹዕ ኣቡነ ዘካርያስ ዮሓንስ ጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስቲያን ዘመንበረ ኣስመራ ዝተሰመዖ ሓዘን ይገልጽ።

ብጹዕ ኣቡነ ዘካርያስ ዮሓንስ፥ ዓቢ መንፈሳዊ ኣቦ ኣብ ክርስትና ድማ ልዑል ተራ ዝነበሮም ኣቦ እዮም። ንሶም 1 ታሕሳስ 2016 ብሕማም ምኽንያት ኣብ መበል 91 ዓመት ዕድሜኦም ዓሪፎም።

ኣምላኽ ዘለኣለማዊ ዕረፍቲ ይሃቦም፥ ንስድራ ቤቶምን ንካቶሊካዊት ቤተ ክርስቲያን ኤርትራን ድማ ምጽንናዕ ይሃብ።

መንበረ ጵጵስና ኣህጉረ ስብከታት ሰሜን ኣሜርካ፥ ኤውሮጳን ማእከላይ ምብራቕን።

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div