www.tewahdo.org

 
  • Increase font size
  • Default font size
  • Decrease font size

ጾመ ነነዌ: ጥሪ 28-30 ግእዝ

ዕለት ብግእዝ: ጥሪ 28-30

ዕለት ብፈረንጂ: የካቲት 6-8, 2012. Nineveh's fast------February 6 - 8

 

ጾመ ነነዌ: ምሕረት ኣምላኽ ዝተገልጸሉ ጾም

እግዚኣብሔር ንህዝቢ ነነዌ ካብ ጥፍኣት ንምምላስን ኣብ ደምቢኡ ንምሕቋፍን መልእኽቲ ክልእከሎም

Read more...
 

ንግደት ኣስተርዮ ቅድስት ማርያም ጀነቫ ብክብ ዝበለ ስነ ስርዓት ተዘኪሩ

ንግደት ኣስተርዮ ቤተ ክርስቲያን ቅድስት ማርያም ጀነቫ፣ ብዙሓት ምእመናንን ውሉደ ክህነትን ኣብ ዝተረኽብሉ ዕለት ቀዳም ጥሪ 28, 2012 . ፈረንጂ ክብ ብዝበለ ስነ ስርዓት ተኸቢሩ።

Read more...
 

ኣስተርእዮ

ዘይነብር ዲበ ኪሩቤል ኣስተርኣየ: "ኣታ ኣብ ልዕሊ ኪሩቤል እትቕመጥ፡ በሪህካ ተገለጽ፥" መዝ 801

Read more...
 

ፓትርያርክ እንጦንዮስ ናብ ቦትኦም ኪምለሱ ቅዱስ ሲኖዶስ ዓለም-ለኻዊ ቤተክርስትያን ኦርቶዶክስ ሓቲቱ

ቅዱስ ሲኖዶስ ዓለም-ለኻዊ ቤተክርስትያን ኦርቶዶክስ፡ 3 ፓትርያርክ ቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ ናብ ቦትኦም ኪምለሱ ኣብ ዝግበር ጻውዒት ድምጹ ብምሕዋስ ነቲ ዝተገብረ ግህሰት ኮኒኑ።

Read more...
 

መንፈሳዊ ጉስነት (counseling) ክመሃሩ ዝጸንሑ ተመሃሮ ተመሪቖም

ኣብ ሳን ኣንቶንዮ ክፍለ ግዝኣት ቴክሳስ ዝርከብ፣ ብግብጻዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ዝውነን መንፈሳዊ

Read more...
 

ኣስተርእዮ ቤተ ክርስትያን ቅድስት ማርያም በይ ኤርያ ብድምቀት ተኸቢሩ።

ካብ ዝተፈላለየ ክፍልትታት ኣመሪካ ተዓዲሞም ብዝመጹ፡ ብርክት ዝበሉ ሊቃውንቲ ኣቦታትን ብብዝሒ

Read more...
 

ሕጂውን ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ እሙናት ጓሶት ኣለዉዋ!

ክልተ ዓይነት ጓሶት ከም ዘለዉ ጎይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ባዕሉ ኣብ ወንጌል ዮሓንስ ምዕራፍ

Read more...
 

ፓትርያርክ እንጦንዮስ - ሽዱሽተ ዓመት ኣብ ማሕዩር?

ፓትርያርክ እንጦንዮስ ሽዱሽተ ዓመት ኣብ ማሕዩር ብ 01-13-2006 ክሳብ 01-13-2012

Read more...
 

ŒCOCW Calls for International Religious Freedom for Exiled Eritrean Orthodox Patriarch

The Holy Synod of the Œcumenical Canonical Orthodox Church Worldwide (ŒCOCW) joins
Read more...
 

What is the importance of baptism and what are its efficacious?

  1. Salvation is completed through baptism (Mark.16: 16).
Read more...
 
  • «
  •  Start 
  •  Prev 
  •  1 
  •  2 
  •  3 
  •  4 
  •  5 
  •  6 
  •  7 
  •  8 
  •  9 
  •  10 
  •  Next 
  •  End 
  • »



Streaming ብቐጥታ ዝመሓላለፍ መንፈሳዊ ኣገልግሎት

Videos

በዚ ጸሓፉልና

መልእኽትኩም ኣብዚ ጸሓፉ






ሓድሽ ኪዳን መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ንምስማዕ ኣብዚ ዝስዕብ ጠውቕ

ሓድሽ ኪዳን መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ስምዑ