“ከም ፍቓዱ ጌርና ሓደ ነገር እንተ ለመንናዮ ይሰምዓና’ዩ፡ እቲ ኣብኡ ዘሎና ትብዓት ድማ እዚ’ዩ። ነቲ ዝለመንናዮ ዘበለ ኸም ዚሰምዓና ኻብ እንፈልጥ ድማ፡ እቲ ኻብኡ ዝለመንናዮ ልማኖ ድሮ ኸም ዝረኸብናዮ፡ ንፈልጥ ኢና።” 1ዮሃ 5፡14,15።
“ልሳንውን ሓዊ’ያ። ናይ ክፍኣት ዓለም’ያ። እታ ንምሉእ ሰብነት እትምርዝ ክፍሊ ኣካላት፡ ንምሉእ ጕዕዞ ናይ ህይወት’ውን እተቃጽል’ያ። ንገዛእ ርእሳ ድማ ብገሃነም እሳት ዝሓረረት’ያ።....ንልሳን ግና ካብ ደቂ ሰብ ኪገዝኣ ዚኽእል ሓደ’ኳ የልቦን። ንሳ ዘይትዓርፍ እክይቲ፡ ዚቐትል ሕንዚ ዝመልአት’ያ።” ያእ 3፡6,8 ካ.ት
መልእኽቲ ልደት ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ ሊቀ ጳጳስ ቀኖናዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ኤርትራ
7 ጥሪ 2017
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ‘መስቀሉ ጸይሩ…ንዓይ ኣይበቅዕን” /ማቴ 10፡38/ ዝብል ኣቕሪበ ነይረ። መስቀል ምጻር ማለት ድማ እንታይ ምኻኑ ጽሒፈ ነይረ። ሎሚ ድማ “መስቀል ንዓና እንታይ እዩ” ዝብል 2ይ ክፋል እንሆ። ኣብዚ ጽሑፍዚ’ዚ እቲ ቀንዲ መልእኽቱ
ሰንበት 19 ሚያዝያ 2015: “ክርስቲያን ምዃን” ጥራይ ዝበደሎም 30 ሓበሻ (ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን) ኦርቶዶክሳውያን ኣመንቲ ብኣረሜናውያን ብዘሰቅቅ ኩነታት ኣገባብ ኣብ ሊብያ ከምዝተቐትሉ ተረጋጊጹ ኣሎ። ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ፥ ንስድራ ቤቶም እግዚኣብሔር ምጽንናዕ ክህብ ነቶም ኣብ እምነቶም ጸኒዖም ዝዓረፉ ሰማእታት ድማ ዘለኣለማዊ ዕረፍቲ ክህቦም ወትሩ ብጸሎት ክትዝክሮም ክትነብር እያ።
“ነቲ ንነፍሲ ወከፍ ብዘይ ኣድልዎ ኸከም ግብሩ ዚፈርድ (ኣምላኽ)፡ ንስኻትኩም “ኣቦ” ኢልኩም እትጽውዕዎ ኻብ ኰንኩምሲ፡ ኣብ’ዚ ዘመን ግሽነትኩም ብፍርሃት ንበሩ።” 1ጴጥ 1፡17።
ከም-ዝፍለጥ መሠረት ክርስትና ወንጌል ስለ-ዝኾነ፥ ክርስትና ብዘይ ወንጌል ትርጉም ዘለዎ ኮይኑ ክርከብ ኣይምኸኣለን። ስለዚ ድማ’ዩ እቲ
ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ
ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store
ራድዮ ቃለ ኣዋዲ