S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ጉባኤ - conference 2014

ዓመታዊ ጉባኤ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ-ክርስቲያን ኣብ ዋሺንግቶን-ዲሲ ተቓኒዑ Read more...
ካብ ትሕዝቶታት ጉባኤ 2014

1.      "ከምቲ ኣነ ዘፍቀርኽኹም፣ ከምኡ ጌርኩም ከኣ ንሓድሕድኩም ክትፋቐሩ፣ ሓድሽ ትእዛዝ እህበኩም ኣሎኹ..."። (ዮሃ 13፣ 34-35)

2.     ኣብኡ ብዘሎ እቲ ህንጻ ብጐይታ ቅድስቲ ቤተ መቕደስ ምእንቲ ኪኸውን፡ እናተኣሳሰረ ይዓቢ እዩ። ኤፌ 2፡21።

3.     "እታ መደምደምታ ትእዛዝ ግና ፍቕሪ ኻብ ንጹሕ ልቢ፣ ካብ ሰናይ ሕሊና፣ ካብ ልግሚ ዘይብላ እምነት እያ።( 1ጢሞ 1፣5)  

4.     ንሓቂ ኽትፈልጥዋ ኢኹም፡ እታ ሓቂ ድማ ሓራ ኸተውጽኣኩም እያ፡ በሎም። ዮሃ 8:31-32

5.     "ፍቕሪ ብዘይ ግብዝና ትኹን...። ንሓድሕድኩም ብምክብባር እናተቓዳደምኩም ብፍቕሪ ኣሕዋት፣ንሓድሕድኩም ብለውሃት ተፋቐሩ"(ሮሜ 12፣9- 10)። 

6.     ሓያሎ መዓልቲ ሐዚነ እናበኼኹ ተቐመጥኩ። ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ሰማይ ድማ እጸውምን እጽልን ነበርኩ (ነህ 1 : 2-4)

7.     እግዚኣብሔር ኣምላኽ ከኣ፡ ሰብኣይ በይኑ ኪኸውን ጽቡቕ ኣይኰነን፡ ንእኡ እትበቅዕ ደጋፊት ክገብረሉ እየ፡ በለ። ዘፍ 2።18። 

8.     ቪድዮ Videos

9.    ስእላዊ መግለጺ - Photos

ምእመናን ምስ ስድራ ቤትኩም ኣብ መበል 16 ዓመታዊ ጉባኤ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ኣብ ሰሜን ኣመሪካ
ክትሳተፉ ብኽብሪ ብስም ቤተ ክርስቲያን ንዕድም። [ቅነ ጉባኤ 2014]

መሪሕ ጥቕሲ

ብፍቕሪ ንሓቂ እናሰዓብና፡ ናብቲ ርእሲ ዝዀነ ክርስቶስ ንዕበ (ኤፌሶን 4: 15)

 ጉባኤ  ዝካየደሉ ቦታ - Conference Venue 

ቤተ ክርስቲያን መድኃኔ ዓለም ዋሽንግቶን ዲሲ (Medhane-Alem Eritrean Orthodox Church, DC)

150 S St NW Washington, DC 20001 USA (MAP)

ዕለት:- 24 - 27 ሓምለ 2014

ሆቴልHotel information

1. Double Tree Hotel, Crystal City, Virginia, for double bed room

  • We have on hold discounted double-bed rooms for $90 plus tax per room with free breakfast and parking. The last day of booking a room is July 8, 2014. After that discounted price will change.
  • Reservation
  • Online: Booking Website
  • Phone: 800-222-8733.
  • To get the group rate, mention the code, "Medhane Alem Church" group.
  • Location: About 10 minutes’ drive from the Church and about 10 minutes drive from Reagan National Airport.

2. Comfort Inn in Silver Spring, Maryland: For Single Bed

  • Here is the reservation information for a single King bed room at Comfort Inn in Silver Spring, Maryland:
  • Reservation
  • Online: Booking Website
  • Phone: (301) 565-3444 and
  • To get the group rate, mention the code, "Medhane Alem Church" group for a King bed which is $79.99 plus 13.0% tax.
  • Location: About 30 to 45 minutes’ drive to the Church

If attendees encounter problems with reservations, please contact Dr. Sereke at (703) 338-4362. 

ስብከት

  1. "ንሓድሕድኩም ክትፋቐሩ፣ ከምቲ ኣነ ዘፍቀርኽኹም፣ ከምኡ ጌርኩም ከኣ ንሓድሕድኩም ክትፋቐሩ፣ ሓድሽ ትእዛዝ እህበኩም ኣሎኹ። ንሓድሕድኩም ፍቕሪ እንተላትኩም፣ በዚ ደቀ መዛሙርተይ ምዃንኩም ኵሉ ኺፈልጥ እዩ"። (ዮሃ 13፣ 34-35) 
  2. "ኣቱም ፍቑራተይ ፍቕሪ ኻብ ኣምላኽ እያ እሞ ንሓድሕድና ንፋቐር። ዜፍቅር ዘበለ ዅሉ ኻብ ኣምላኽ እትወልደ እዩ። ንኣምላኽውን ይፈልጦ እዩ። ኣምላኽ ፍቕሪ እዩ እሞ እቲ ዘየፍቅር ንኣምላኽ ኣይፈልጦን እዩ"። (1 ዮሃ 5፣7-8) 
  3. "ንሓቂ እናተኣዘዝክምዋ ግብዛ ንዜብላ ፍቕሪ ኣሕዋት ንነፍስኹም ኣጽርዩ፣ ብንጹህ ልቢ ንሓድሕድኩም ብሓቂ ተፋቐሩ"።( 1 ጴጥ 1፣ 22-24) 
  4. "ብክርስቶስ ኢየሱስ እታ ብፍቕሪ እትግበር እምነት ደኣ እምበር ግዝረት ኰነ ወይ ዘይግዝረት ሓደ ግዛዕ ኣይከኣሎን እዩ። (ገላ 5፣6)
  5. "ፍቕሪ ብዘይ ግብዝና ትኹን። ንኽፍኣት ፈንፍንዎ ኣብ ሰናይ ልገቡ። ንሓድሕድኩም ብምክብባር እናተቓዳደምኩም ብፍቕሪ ኣሕዋት፣ንሓድሕድኩም ብለውሃት ተፋቐሩ"። (ሮሜ 12፣9- 10)
  6. "ብፍቕሪ ንሓቂ እናሰዓብና ናብቲ ርእሲ ዝዀነ ክርስቶስ ንዕበ"። (ኤፌ 4፣15)
  7. "እታ መደምደምታ ትእዛዝ ግና ፍቕሪ ኻብ ንጹሕ ልቢ፣ ካብ ሰናይ ሕሊና፣ ካብ ልግሚ ዘብላ እምነት እያ።( 1ጢሞ 1፣5)
  8. "ካብታ ፍቕሪ ክርስቶስ ዚፍልየና መን እዩ፧ … ካብታ ኣብ ክርስቶስ የሱስ ጐይታና ዘላ ፍቕሪ ኣምላኽ ከቶ ኺፈልየና ኸም ዘይኮነሉ ኣርጊጸ ኣሎኹ እሞ በቲ ዅሉ በቲ ዜፍቅረና ኣጸቢቕና ንስዕር ኢና። (ሮሜ 8፣37-39)

ኣስተምህሮ

Coming

ትሕዝቶ (ዝርዝር) መደብ - Program Detail

ሓሙስ 24 ሓምለ 2014
7፡00 – 9፡00 ጸሎተ ነግህ
9፡00 – 10፡00 ቁርሲ
10፡00 – 10፡05 ቃል ሰላምታ
10፡05 –10፡20 መዝሙር ብህዝቢ
10፡25 –10፡55 ስብከት
11፡00 – 11፡15  መዝሙር ብወለድን መንእሰያትን 
11፡20 – 11፡45 ስብከት 
11፡50 – 12፡00 ሓበሬታ
12፡00 – 2፡00 ምሳሕ/ዕረፍቲ 
2፡05 – 2፡20  መዝሙር ብካህናት/ብመንእሰያት/ብህጻናት
2፡20 – 3፡00  ትምህርቲ ንካህናት
3፡05 – 3፡45  ትምህርቲ
3፡50 – 4፡10  መዝሙር ብህዝቢ/ብካህናት
4፡10 – 4፡35  ስብከት
4፡40 – 4፡55  መዝሙር ብህዝቢ
5፡00 – 5፡25  ኣስተምህሮ
5፡30 – 6፡00  ምህልላ ስለ ሃገርናን ቤተክርስትያንናን 
6፡05 – 6፡15  ሓበሬታ
5፡30 – 6፡30  ጸሎት መዛዘሚ
6፡30 – 8፡00  ድራር

ዓርቢ 25 ሓምለ 2014
7፡00 – 9፡00 ጸሎተ ነግህ
9፡00 – 10፡00
10፡00 – 10፡05 ቃል ሰላምታ
10፡05 –10፡20 መዝሙር ብህዝቢ
10፡25 –10፡55 ስብከት
11፡00 – 11፡15  መዝሙር ብወለድን መንእሰያትን 
11፡20 – 11፡45 ስብከት 
11፡50 – 12፡00 ሓበሬታ
12፡00 – 2፡00 ምሳሕ/ዕረፍቲ 
2፡05 – 2፡20  መዝሙር ብካህናት/ብመንእሰያት/ብህጻናት
2፡20 – 3፡00  ትምህርቲ ንካህናት
3፡05 – 3፡45  ትምህርቲ
3፡50 – 4፡10  መዝሙር ብህዝቢ/ብካህናት
4፡10 – 4፡35  ስብከት
4፡40 – 4፡55  መዝሙር ብህዝቢ
5፡00 – 5፡25  ኣስተምህሮ
5፡30 – 6፡00  ምህልላ ስለ ሃገርናን ቤተክርስትያንናን 
6፡05 – 6፡15  ሓበሬታ
5፡30 – 6፡30  ጸሎት መዛዘሚ
6፡30 – 8፡00  ድራር

ቀዳም 26 ሓምለ 2014
7፡00 – 9፡00 ጸሎተ ነግህ
9፡00 – 10፡00 ቁርሲ
10፡00 – 10፡05 ቃል ሰላምታ
10፡05 –10፡20 መዝሙር ብህዝቢ
10፡25 –10፡55 ስብከት
11፡00 – 11፡15  መዝሙር ብወለድን መንእሰያትን 
11፡20 – 11፡45 ስብከት 
11፡50 – 12፡00 ሓበሬታ
12፡00 – 2፡00 ምሳሕ/ዕረፍቲ 
2፡05 – 2፡20  መዝሙር ብካህናት/ብመንእሰያት/ብህጻናት
2፡20 – 3፡00  ትምህርቲ ንካህናት
3፡05 – 3፡45  ትምህርቲ
3፡50 – 4፡10  መዝሙር ብህዝቢ/ብካህናት
4፡10 – 4፡35  ስብከት
4፡40 – 4፡55  መዝሙር ብህዝቢ
5፡00 – 5፡25  መልእኽቲ ካብ ኣካያዲት ቦርድ ቤተክርስቲያን ተዋህዶ ሰሜን ኣሜሪካ ይመሓላለፍ። 
5፡30 – 6፡00  ምህልላ ስለ ሃገርናን ቤተክርስትያንናን 
6፡05 – 6፡15  ሓበሬታ
5፡30 – 6፡30  ጸሎት መዛዘሚ
6፡30 – 8፡00  ድራር

 
ሰንበት 27 ሓምለ 2014

6፡30 – 12፡00 ቅዳሴ

ንቅዱስ እንጦንዮስ 3ይ ፓትርያርክ ቤተክርስትያንና ብጥዕናን ሰላምን ይሓልወልና!

ንብፁእ ኣቡነ መቃርዮስ ኣብ ዕዮኦም ኣሳልጦ፣

ንቤተክርስትያንናን ሃገርናን ድማ ሰላሙ ይሃብ። 

Previous Conferences - ዝሓለፉ ዓመታዊ ጉባኤታት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div