S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ኣቶ ዮፍታሄ ቀሺ ድሜጥሮስን ጸሓፊኡን ዳግማይ ተወጊዞም

ገዳማት ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ኣቶ ዮፍታሄ ድሜጥሮስን ጸሓፊኡ ዝነበረ ኣቶ ሃብቶም ርእሶምን ዝወሰንዎ ናይ ውግዘት ደብዳቤ እንሆ። ውሳኔ ገዳማት ኤርትራ፡ ኣቶ ዮፍታሄ ቀሺ ድሜጥሮስ ብኽሕደት-እምነት ተወጊዙ ካብ ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ከም ኣረሜን ተነጺሉ ኣሎ።  እዚ ካብ ጳጳሳት ኤርትራ ዘይተረኽበ ትብዓት ካብ መነንቲ ኣቦታት ገዳማት ኤርትራ ምምጽኡ፡ ነቲ "እምበርዶ ጳጳሳት ኣለዉና እዮም" ዝብል ስኽፍታ ንግዚኡ ጋሊህዎ'ሎ። ኣምላኽ ከምዚ ዓይነት ትብዓት ንመነንቲ ኣቦታት ስለዝሃቦም ድማ ምስጋና ንዕኡ ይኹን። ብ2006 ዓ.ም፡ ፓትርያርክ ቅዱስ እንጦንዮስ'ውን ንኣቶ ዮፍታሄ ቀሺ ድሜጥሮስን ጸሓፊኡን ብውግዘት ከምዝፈለይዎም ይዝከር

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div