S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ካብ ትምኒት ህደም

“ካብ ትምኒት ጉብዝና ህደም” (2ጢሞ 2፡22)

ኣዒንቲ ሰብ ብምርኣይ ካብ ዝመጽእ ውድቀት ኵሉ ጊዜ ምስ ተፈተና እየን። ስለዚ ኣዒንትና ከም ኣጓብዝ መጠን ዝበዝሕ ክንፍተነሉ እንኽእል ነገር ስለ ዝኾነ እዩ ሃዋርያ ጳውሎስ እዚ ማዕዳ'ዚ ንጢሞቴዎስ ዝመዓዶ። ንምርኣዩ ደስ ዘብል ነገር ነዒንትና፡ ጥዑም ሽታ ከኣ ንኣፍንጫና ክስሕብ ንቡር እዩ። እዚ ተፈጥሮ ስለ ዝኾነ ዋላ ሓደ ክንገብሮ ኣይንኽእልን ኢና። ግናኸ ሓሳብና ኣብቲ ዝረኣናዮ ነገር ተሳሒቡ ከይተርፍ ገደብ ክንገብረሉ ይግብኣና። ክንረኽቦ እንኽእልን ዘይንኽእልን፡ ዝተፈቕደልናን ዘይተፈቕደልናን መሚና ክንፈልጥ ይግብኣና። ብናይ ትምኒት መፈንጠራ ምእንቲ ከይንትሓዝ ኣዒንትናን ሓሳብናን ብመንፈስ ኣምላኽ ክንቈጻጸሮ ይግባእ። ስለዚ ከኣ እዩ ጐይታ ብእትርእይዎን ብእትሰምዕዎን ተጠንቀቑ እናበለ ዝምዕደና። (እዮ 31፡1፧ ማቴ 5፡27-30፧ ዘፍ 3፡6)

ኣስተንትን

1. ንህይወትካ ብእትርእዮን ብእትሰምዖን ማዕረ ክንደይ ትጥንቀቐላ፧

2. ካብ ትምኒት ጉብዝና ንምህዳም እንታይ ትገብር፧

3. ካብ ትምኒት ጉብዝና ዝሃደሙን ብትምኒት ጉዝብና ዝተፈንጠሩን ዘርዝር፧

ጸሎት፡- ብእንርእዮን እንሰምዖን ኵሉ ጥንቁቓት ክንከውን ናብ እግዚኣብሄር ንጸሊ።

ይትባረክ እግዚኣብሔር ኣምላከ ኣበዊነ።

መህ 

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div