S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ሓሳባትናን ቃላት ኣፈናን ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ብሁግ ይኹን

ክቡር ሰብ ግና ክቡር ሓሳብ ይሓስብ፡ ኣብ ክቡር ነገር ከኣ ይጸንዕ” (ኢሳ 328)

እግዚኣብሄር ኣምላኽ፡ ልዕሊ እቲ ብደጋዊ ነገርና እንገብሮ ግብሪ፡ እቲ ብውሽጥና እንሓሰቦ ወይ እቲ እንሕልኖ ነገር ኣዝዩ ከም ዘገድሶ ቃል እግዚኣብሄር ጽቡቕ ገይሩ ይዛረበና (1 ሳሙ 167) ሰብ ነቲ ዝሓስቦ እዩ ዝመስል። ኪኖ እቲ እንሓስቦ ነገር ክንነብር ኣይንኽእልን ኢና። ብዙሕ ጊዜ ነቲ እንዛረቦ ቃል፡ እነገልግሎ ኣገልግሎት፡ እንውፍዮ ጊዜ ክንሕሉ ኢና እንጥንቀቕ። ልዕሊ ኵሉ ክሕሎን ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር እናቐረብኻ ኪምርመርን ክፍተሽን ዘለዎ ግን ሓሳብና እዩ። እቲ ብሓሳብና እንፍጽሞ ሓጢኣት ዘየሰክፈናን ብሸለልታ እንሓልፎን እንተ ድኣ ኴንና መልክዕ ናይቲ እነስተንትኖ ሓጢኣት ወሲድና ከም ዘሎና ክንዝንግዕ ኣይግብኣናን እዩ። ምኽንያቱ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ክቡራት ወይሕሱራት ዘብለና እቲ ኣብ ውሽጥና እነሰላስሎን እንሓስቦን ሓሳብ እዩ። ክቡር ዝመስል ኣገልግሎት ወይ ናብራ ዝሓዝና እናመሰለና ንእግዚኣብሄር ብክቡር ሓሳብ እንተ ዘየገልገልና ኣገልግሎትና ኣገልግሎት ቃየል ካብ ምዃኑ ሓሊፉ ዘስልጦ የብሉን። (ፊሊ 47-8 ሮሜ 1216-17)

ኣስተንትን

1. ንስኻ ንሓሳብካ ኢኻ ትመስል ክበሃል ከሎ ከመይ እዩ፧

2. ኣእምሮና ዝበዝሕ ጊዜ እንታይ ዝዓይነቱ ሓሳባት እዩ ዘአንግድ፧

ሓሳባት ልብናን ቃላት ኣፈናን ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ብሁግ ክኸውን ናብ እግዚኣብሔር ንጸሊ።

ይትባረክ እግዚኣብሔር ኣምላከ ኣበዊነ።

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div