S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ንኣምላኽ ዘሎካ እምነት ክሳዕ ክንደይ እዩ፧

እምነት ግና ነቲ ተስፋ ዝግበሮ ነገር ርግጽ ምግባር ናይቲ ዘይርኤ ነገር ምርዳእ እያ” (እብ 111)

ኣብቲ ምስ እግዚኣብሄር ዘሎና ሕብረት፡ እምነት ኣገዳስን ወሳንን እዩ። ምኽንያቱ፡ ኣብ ክርስትና ዘይከምቲ ኣብ ዓለም፡ ስለ ዝረኣኻ ዘይኮንካ እትኣምን፡ ምስ ኣመንካ ኢኻ እትርኢ። እቲ ንእግዚኣብሄር ክንኣምኖ ዝሕግዘና፡ ባህርያቱ እዩ። ንሓደሰብ ክንኣምኖ ወይ ከይንኣምኖ እንኽእል ባህርያቱ ምስ እንፈልጦ እዩ። ንእግዚኣብሄር ክንኣምኖ ዘኽእለና ብዙሕ ረቛሒታት ክንዝርዝር ንኽእል ኢና። ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እንተ ተመልከትና፡ እግዚኣብሄር እሙን ምዃኑ ብብዙሕ ሸነኻት እዩ ዝገልጸልና። ህይወትና’ውን ነዚ ሓቂ እዚ ምስክር እያ። ስለዚ፡ ነዚ ጐይታ እዚ ኣዚና ብእምነት ክንቀርቦ የድልየና። (ዘሁ 2319 1ተሰ 524 እዮ 422)

ኣስተንትን

1. ንኣምላኽ ዘሎካ እምነት ክሳዕ ክንደይ እዩ፧

2. ንጐይታ ከምቲ ዝግባእ ከይትኣምኖ ዝገብረካ እንታይ እዩ፧

3. ባህርይ እግዚኣብሄር ክሳዕ ክንደይ ኢኻ እትፈልጦ፧

እግዚኣብሄር ንዘይምእማንና ክድግፍ ናብ እግዚኣብሔር ንጸሊ።

ይትባረክ እግዚኣብሔር ኣምላከ ኣበዊነ።

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div