S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ኣድማሳዊ መሰል ሃይማኖታዊ ናጽነት ዝከታተል ኮሚሽን መንግስቲ ኣሜርካ ብሰሉስ 19 ጥሪ 2016 ዓ.ም ኣብ ዘውጽኦ ዓመታዊ ጸብጻብ፥ መንግስቲ ኤርትራ ንፓትርያርክ እንጦንዮስ ብዘይውዓል ሕደር ክፈትሖም ጸዊዑ። ቅድሚ 10 ዓመት ኣብዛ

መዓልቲ'ዚኣ መንግስቲ ኤርትራ፥ ንኣቡነ እንጦንዮስ ብዓመጽ ካብ ስልጣኖም ኣውሪዱ ናይ ገዛ ሕዩር ከምዝገበሮም ከም መተካእታኦም ድማ ዘይሕጋዊ ፓትርያርክ ብምሻም ነታ ቤተክርስቲያን ሃጊርዋ ክብል ድሕሪ ምግላጹ ነቲ ዓመጽ ብጽኑዕ ከምዝኹንኖ ኣብቲ ናይዚ ዓመት'ዚ ጸብጻቡ ገሊጹ። ኣስዒቡ፥ ንፓትርያርያርክ ኣንጦንዮስ ብኽብሪ ንዝክሮም ድሕሪ ምባል መንግስቲ ኤርትራ ንፓትርያርክ ቅዱስ ኣንጦንዮስ ካብ ማሕዩር ክፈትሖም ናብ መንፈሳዊ መዓርጎም ክምለሱን ሓቲቱ።

እቲ መግለጺ፥ ሃይማኖታዊ ናጽነት መሰረታዊ መሰል ደቂ-ሰባት እኳ እንተኾነ፥ ህዝቢ ኤርትራ ነዞም መሰላት እዚኣቶም ካብ ዝስእኖም ግና ልዕሊ 20 ዓመታት ኮይኑ ኣሎ ይብል። ምሉእ ትሕዝቶ ናይቲ መግለጺ ንምንባብ ኣብዚ ተወከስ። 

ኣህጉረ ስብከታት ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስቲያን ተዋህዶ፥ መንግስቲ ኤርትራ ንቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ ካብ ማሕዩር ክፈትሖም፥ ካብ ጉዳይ ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ኢዱ ከውጽእ፥ ሃይማኖታዊ መሰል ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ክሕሎ ብተደጋጋሚ ክሓትት ከምዝጸነሐ ይዝከር። ሕጂውን፥ መንግስቲ ኤርትራ ንቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ ክፈትሖም ዳግማይ መጸዋዕታኡ የድስ (መላግቦ)

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div