S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ናይ ሕልና መልእኽቲ ካብ ቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ!

ንስኻትኩም ንድነት ዝተሓሬኹም ኢኹምኣቱም ጎይታ ዘፍቅረኩም ዋትና፥ ኣምላኽ በቲ ቐዳሲ ዝኾነ ናይ መንፈስ ቅዱስ ሥራሕ ንሓቂ ብምእማንኩምን፥ ካብ ጥንቲ ንድሕነት ስለ ዝሓረየኩም፡ ብዛዕባኹም ንኣምላኽ  ኩሉ ሳዕ ከነመስግኖ ግቡእና እዩ።

ንሱ ንኽብሪ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ምእንቲ ኽትረኽብዎ ኢሉ፥ በቲ ንሕና ዝሰበኽናዮ ወንጌል ጸውዓኩም። እምበኣር፥ ኣቱም ዋትና! ጸኒዕኩም ቁሙ፥ ነቲ ብቓል ኮነ ብመልእኽትና ዝመሃርናኩም ከኣ ሓዝዎ። ባዕሉ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስን፥ እቲ ዘፍቀረና፥ ብጸጋኡ ኸእ ዘለዓለማዊ ምጽንናዕን ሠናይ ተስፋን ዝሃበና እግዚኣብሔር ኣቦናን፥ ንልብኹም የጸናንዕ፥ ሠናይ ንምግባርን ንምዝራብን ከኣ የበርትዕኩም ( 2 ተሰሊንቄ 213-17)

 

ብሩኽ ብርሃነ-ጥምቀት ኣብ ዘዘሎኹሞ ፍቑራት ደቀይ!

ኣኀዊነ ጸልዩ ለነ። ኣምኁ ኵሎ ኣኀዊነ፡ በኣምኃ ቅድሳት (1 ተሰ 525-26)

ቅዱስ  እንጦንዮስ 3 ፓትርያርክ ሃገረ ኤርትራ 10 ዓመታት እሱር ረኻብ መከራ።

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div