www.tewahdo.org

 
  • Increase font size
  • Default font size
  • Decrease font size
Home

ዝርዝር መደብ ጉባኤ 2009

E-mail Print

  1. መልእኽቲ መሪሕ ጥቕሲ መበል 11 ዓመታዊ ጉባኤ ተዋሕዶ ቤክ ኤርትራ
  2. ቅነ ጉባኤ - መልእኽቲ ካብ ደቂቀ እንጦንዮስ
  3. Hotel, Transportation & Conference venue
  4. Conference Content

ዝርዝር መደብ ጉባኤ

መበል 11 ዓመታዊ ጉባኤ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ - ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣሜርካ ኣብዚ ዝስዕብ ቦታን ዕለትን ክካየድ እዩ። ምእመናን ኣቐዲሞም ምድላዋት ክገብሩ: እንተተኻኢሉ ድማ  ዓመታዊ ዕረፍቶም ኣብዚ መንፈሳዊ ጉባኤ'ዚ  ከሕልፍዎ ሓደራ ንብል። ንዓበይቲ ዝኸውን ዝተፈላለዩ ስብከት: ትምህርተ ወንጌል: ትምህርትን ሰሚናራትን ክወሃብ እዩ።


ዕለት:- ሓምለ (July) 30- ነሓሰ (August) 02, 2009

ቦታ:- ቤተክርስትያን መድኃኔ ዓለም ዋሽንግተን ዲሲ ( 150 S St. NW, Washington, DC 20001)።
መሪሕ ጥቅሲ:- “ኣብ ቀራና ጎደናታት ደው ኢልኩም ተመልከቱ፡ እቲ ጥንታዊ መገድታትን እቲ ጽቡቕ ጎደናን ኣየናይ ምዃኑ ሕተቱ እሞ ብኣኡ ተመላለሱ፡ ሽዑ ንነፍስኹም ዕረፍቲ ኽትረኽቡ ኢኹም’’ (ኤር 6 16)

ኣርእስታት ስብከት

  1. ብመሳፍንቲ በቲ ኪረድእ ዘይከኣሎ ወዲ ሰብ ኣይትወከሉ (መዝ 1462-5 ኢሳ 502 1ነገ 1821)
  2. ጉዕዞኻ ገምጊምካ ናብ ኣምላኽ ምምላስ መገዲ ዓወትን ዘልኣለማዊ ህይወትን እዩ (ዶግዓ ኤር 349)
  3. ኣብ ኣምላኽን ሕጉን ዝጸንዕ ሰብ ንርእሱን ንህዝቡን የድሕን (…ንመሰረት ብዙሓት ወለዶ ኸቕውም ኢኻ፡ ነዳቕ ፍሩሱን መሳፍሮ ዝኸውን መገዲ መዔረይን  ተባሂልካ ክትስመ ኢኻ።ኢሳ 5812 (11-14))
  4. ኣብ ቀራና ጎደናታት ደው ኢልኩም ተመልከቱ፡ እቲ ጥንታዊ መገድታትን እቲ ጽቡቕ ጎደናን ኣየናይ ምዃኑ ሕተቱ እሞ ብኣኡ ተመላለሱ፡ ሽዑ ንነፍስኹም ዕረፍቲ ኽትረኽቡ ኢኹም’’ ኤር 6 16 ምሳሌ 220-21)
  5. መጠቓለሊ ስብከት።

ኣርእስታት ትምህርቲ

  1. 1 ክፍሊ:- እምነት ተዋሕዶ እንታይ እዩ? ናይ ሕብረት ጸሎት፡ ቅዳሴ (ብመሰረት ዶግማቲክ ቲኦሎጂ)
  2. 2 ክፍሊ:- እምነት ተዋሕዶ እንታይ እዩ? ብዛዕባ ተሰጋውነት (ብመሰረት ዶግማቲክ ቲኦሎጂ)
  3. 3 ክፍሊ:- ህሉው ኩነታት ቤተክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስትያን ኤርትራ። ኣብ  ቤተክርስትያን ካብ መፋርቕ 2005 ዓመት ጀሚሩ ፈሪሱ ዘሎ ሕግታት እንታይ እዩ?
  4. 4 ክፍሊ:- እምነት ተዋሕዶ እንታይ እዩ? ብዛዕባ ድሕነት (ብመሰረት ዶግማቲክ ቲኦሎጂ)

ሰሚናር

  1. እዋናዊ ኣስተምህሮ ስነ-ጥዕናጭንቀት፡ መንፈሳውን ሕክምናውን ኣተኣላልዩኡን
  2. ሰሚናርስኒት ኣብ ሞንጎ ወለድን ውሉድን
  3. ሰሚናር ተዋህዶ ቤክ-ኤርትራ ኣብ ምውሓስ ሃገር ዘበርከተቶ ተራን እትሰግሮ ዘላ ጸበባን

ዝርዝር መደብ ጉባኤ

ሓሙስ (07/30/2009)

  • 600-800 ጸሎተ ነግህ
  • 800-900 ቁርሲ
  • 930-1030 ትምህርቲ (1 ክፍሊ) "ናይ ሕብረት ጸሎት፡ ቅዳሴ" ብመንጽር እምነት ተዋህዶ ቤክ (ዶግማቲክ ቲኦሎጂ)
  • 1030-1045 መዝሙር ብካህናት
  • 1045-1130 ስብከት (መሪሕ ጥቅሲ፡ 1 ክፍሊ)
  • 1200-200 ምሳሕን ዕረፍትን
  • 230-400 ንህዝቢ ዕረፍቲ። ምምሕዳር ቦርድ፡ ጉባኤ ካህናትን ክፍሊ ትምህርትን ስብከትን ብተናጸልን ብሓባርን ዝገብርዎ ዓመታዊ ጸብጻብ።
  • 500-700 ድራርን ዕረፍትን
  • 700 – 730 መዝሙር ብወለድን መንእሰያትን
  • 730—815 ስብከት (መሪሕ ጥቅሲ፡ 2 ክፍሊ)
  • 815-830 ምህለላ ስለ እዋናዊ ኩነታት ሃገርናን ቤተክርስትያንናን

ዓርቢ (07/31/2009)

  • 600-800 ጸሎተ ነግህ
  • 800-900
  • 930-1030 ትምህርቲ (2 ክፍሊ) "ተሰጋውነት" ብመንጽር እምነት ተዋህዶ ቤክ (ዶግማቲክ ቲኦሎጂ)
  • 1030-1045 መዝሙር ብካህናት
  • 1045-1130 ስብከት (መሪሕ ጥቅሲ፡ 3 ክፍሊ)
  • 1200-200 ምሳሕን ዕረፍትን
  • 230-400 ሰሚናር (1 ክፍሊ) ደም ብዝሕን ሕክምናዊ ኣተኣላልዩኡን
  • 500-700 ድራርን ዕረፍትን
  • 700 – 730 መዝሙር ብወለድን መንእሰያትን
  • 730—815 ትምህርቲ (3 ክፍሊ) ህሉው ኩነታት ቤተክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋ ቤተክርስትያን ኤርትራ
  • 815-830 ምህለላ ስለ ሃገርናን ቤተክርስትያንናን

ቀዳም (08/01/2009)

  • 600-800 ጸሎተ ነግህ
  • 800-900 ቁርሲ
  • 930-1030 ትምህርቲ  (4 ክፍሊ) "ድሕነት" ብመንጽር እምነት ተዋህዶ ቤክ (ዶግማቲክ ቲኦሎጂ)
  • 1030-1045 መዝሙር ናይ ህዝቢ
  • 1045-1130 ሰሚናር (2 ክፍሊ) ስኒት ኣብ ሞንጎ ወለድን ውሉድን
  • 1200-200 ምሳሕን ዕረፍትን
  • 230-400 ሰሚናር (3 ክፍሊ) "ተዋህዶ ቤክ-ኤርትራ ኣብ ምውሓስ ሃገር ዘበርከተቶ ተራን እትሰግሮ ዘላ ጸበባን"
  • 400 - 430 መልእኽቲ ሃገረ ስብከት
  • 430 – 500 መዝሙር ብወለድን መንእሰያትን
  • 500 -545 ስብከት (መሪሕ ጥቅሲ፡ 4 ክፍሊ)
  • 600-730 ዋዜማ
  • 730—830 ድራር 

ሰንበት (08/02/2009)

ስብከት (መሪሕ ጥቅሲ፡ 5 ክፍሊ) መጠቓለሊ ይውሃብ።

ጸጋ  ኣምላኽ ምስ ኩላትና!
እግዚኣብሔር ንቅዱስ ኣቦና ብሰላምን ጥዕናን ይሓልወልና። ንሃገርናን ቤተክርስትያን ከኣ ሰላ ይሃብ።
ክፍሊ ትምህርትን ስብከትን።

 

በዚ ጸሓፉልና

መልእኽትኩም ኣብዚ ጸሓፉ






ሓድሽ ኪዳን መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ንምስማዕ ኣብዚ ዝስዕብ ጠውቕ

ሓድሽ ኪዳን መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ስምዑ