S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ብፁኣን አቦታት ዝመርሕዎ ፈላሚ ውሁድ ዓመታዊ ጉባኤ ጵጵስና ሰሜን ኣሜርካ ካብ ሓምለ 11 - 14 (July 11-14) 2024: አብ ቤ/ክ መድኃኔ ዓለም ዋሽንግቶን ዲሲ ኪካየድ እዩ። እዚ ታሪኻውን መንፈሳውን ጉባኤ: መቐጸልታ ናይቲ በብሸነኹ ን25 ወይ ን5 ዓመታትን፡ ኪካየድ ዝጸንሐ ውጺኢታዊ ጉባኤታት ኮይኑ፡ ናብዚ ውህደትን ብራኸን ክንበጽሕ ዝደገፈና እዩ። ድሕሪ ውህደትውን ንቅድሚት ዘሰጉመናን ንሓድነት፡ ትንሣኤን ዕብየትን ናይ ብምልእታ ቤተ ክርስቲያንና ንኽብጻሕ፡ ከምቲ ቅዱስ ጽሑፍ ዝብሎ “ሓጺን ንሓጺን ይስሕሎ፡ ከምኡ ኸኣ ሰብ ንገጽ ብጻዩ ይስሕሎ።” ምሳሌ 27:17 አምላኽ ዘሰከመና ታሪኻዊ ሕድሪ ብብቕዓት ንኽንፍጽም ነንሕድሕድና ንባላላሓሉ ዓብዪ መንፈሳዊ መአዲ እዩ። ስለዚ ውሉደ ክህነትን ንምእመናንና አተባቢዕና ኩላትና ክንሳተፎ ነዘኻኽር። ክልል ሰበኻ ጉባኤታትውን አብ ርእሲ እቲ ዝውሃብ መንፈሳዊ ትምህርትታት፡ ንምምሕዳር ዝምልከት ጉዳያት ብሰፊሑ ኪዝተየሉ ስለዝኾነ፡ ወከልቶም ብምልኣኽ ኪሳተፉ ኣቐዲምና ንሕብር።

መበል 25 ዓመታዊ ጉባኤ መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜርካ: ካብ 3 ክሳብ 6 ሓምለ (August 3-6) 2023 ኣብ ቤተ ክርስቲያን ቅድስት ማርያም ኣብ ከተማ ባፍሎ ክፍለግዝኣት ኒው ዮርክ ክካየድ እዩ። ናይዚ ዓመት'ዚ ፍሉይ ዝገብሮ ድማ መበል 25 ዓመት ጉባኤ(silver jubilee) ከነኽብር ኣምላኽ ዕድመ ስለዝሃበና ብፍሉይ እነኽብሮ ጉባኤ እዩ። ብተወሳኺ፡ ከተማ ባፍሎ፡ ሓደ ካብቶም ሰሓብቲ ናይ ተፈጥሮ ሃብቲ (Niagara Falls) ዘለዋ ከተማ'ውን እያ። ምእመናን ህዝበ ክርስቲያን ናይ ስራሕ ዕረፍትኹምን ናይ መገሻ መደባትኩምን ምሳና ኣብዚ ጉባኤ'ዚ ከተሕልፍዎ ብኣኽብሮት ንዕድም።

መበል 25 ዓመታዊ ጉባኤ መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜርካ: ካብ 3 ክሳብ 6 ሓምለ (August 3-6) 2023 ኣብ ቤተ ክርስቲያን ቅድስት ማርያም ኣብ ከተማ ባፍሎ ክፍለግዝኣት ኒው ዮርክ ክካየድ እዩ። ናይዚ ዓመት'ዚ ፍሉይ ዝገብሮ ድማ መበል 25 ዓመት ጉባኤ(silver jubilee) ከነኽብር ኣምላኽ ዕድመ ስለዝሃበና ብፍሉይ እነኽብሮ ጉባኤ እዩ። ብተወሳኺ፡ ከተማ ባፍሎ፡ ሓደ ካብቶም ሰሓብቲ ናይ ተፈጥሮ ሃብቲ (Niagara Falls) ዘለዋ ከተማ'ውን እያ። ምእመናን ህዝበ ክርስቲያን ናይ ስራሕ ዕረፍትኹምን ናይ መገሻ መደባትኩምን ምሳና ኣብዚ ጉባኤ'ዚ ከተሕልፍዎ ብኣኽብሮት ንዕድም።

መሪሕ ጥቕሲ - Theme Verse:-

ንዓይ ግና ናብ ኣምላኽ ምቕራብ ይሕሸኒ….” But as for me, it is good to be near God.(መዝ/Psalm 73:28)

ጉባኤ ዝካየደሉ ቦታ - Conference Venue:-  St Mary Eritrean Orthodox Church

124 Macamley St, Buffalo, NY 14220, Map

 

 

Date Start time End time Agenda Item Description
Date 1-ሓሙስ        
8/3/2023 7፡00 8፡00    
8/3/2023 8፡00 9፡00
ምቕባል እጋይሽን ቁርስን
 
8/3/2023 9:00 10:00  
8/3/2023 10:00 10:30 እንቋዕ ደሓን መጻእኩም
8/3/2023 10:30 11:15 ስብከት 1ይ ታሪኽ ምፍላይ ሰብ ካብ ኣምላኽ
8/3/2023 11:15 12:00 ትምህርቲ - 1ይ ግብሪ ወንጌላዊ
8/3/2023 12:00 2:00   ምሳሕ
         
8/3/2023 2:00 2:45 ስብከት -2ይ ናብ ኣምላኽ ምምላስ እንታይ ማለት’ዩ
8/3/2023 2:45 3:15 መዝሙር ካህናት
8/3/2023 3:15 4:00 ትምህርቲ - 2ይ ግብሪ ወንጌላዊ
8/3/2023 4:00 4:45 ስብከት -3ይ አምላኽ ክንምለስ እዩ ዝደልየና
8/3/2023 4:45 5:15 መዝሙር መዘመራን
8/3/2023 5:15 6:00 ሰሚናር - 1ይ Counselling – stress and anger
8/3/2023 6:00 6:45 ታሪኽ -1ይ ታሪኽ ገዳማት ኤርትራ
8/3/2023 6:45 7:00 ምህልላ ምህልላ/ምህለላ
8/3/2023 7:00 8:00   ድራር
         
Date 2-ዓርቢ        
8/4/2023 7፡00 8፡00 ጸሎተ ነግህ ጸሎተ ነግህ
8/4/2023 8፡00 9፡00 መንፈሳዊ ጉዕዞ ሃገረስ-ስ ጉዕዞ ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣሜርካ
8/4/2023 9:00 9፡30 ታሪኽ -ቤክ ቅ ማርያም ታሪኽ ኣመሰራርታ ቅድስት ቤተክርስቲያን Buffalo
8/4/2023 9፡30 10:15 መደብ ጥዕና -1ይ መንፈሳውን ስጋውን ጥቕሚ ጾም
8/4/2023 10:15 10:45 መዝሙር መዘመራን
8/4/2023 10:45 11:30 ስብከት 4ይ ጸሎት ሓደ መገዲ ናብ ኣምላኽ መመለሲ እዩ
8/4/2023 11:30 12:00 ሰሚናር - 2ይ Counseling - ኣተሓሕዛ መንእሰያት ኣብዚ ምዕራባዊ ዓለም
8/4/2023 12:00 2:00   ምሳሕ
         
8/4/2023 2:00 2:45 ታሪኽ - 2ይ ታሪኽ ገዳማት ኤርትራ
8/4/2023 2:45 3:15 መዝሙር ካህናት
8/4/2023 3:15 4:00 ስብከት -5ይ ጸበባ ምኽንያት ናብ ኣምላኽ መምለሲ እዮ
8/4/2023 4:00 4:45 ሰሚናር - 2ይ Counseling - ኣተሓሕዛ መንእሰያት ኣብዚ ምዕራባዊ ዓለም
8/4/2023 4:45 5:00 መዝሙር ህዝቢ
8/4/2023 5:00 6:00 ኣኼባ ርክብ ጉባኤ ካህናትን ምምሕዳር ቦርድ
8/4/2023 5:00 6:00 ኣኼባ ርክብ ወራዙት
8/4/2023 6:00 6:45 ሕቶን መልስን ህዝቢ
8/4/2023 6:45 7:00 ምህለላ ምህልላ/ምህለላ
8/4/2023 7:00 8:00   ድራር
         
Date 3-ቀዳም Start time End time Agenda Item Description
8/5/2023 7፡00 8፡00 ጸሎተ ነግህ ጸሎተ ነግህ
8/5/2023 8፡00 9፡00 ቁርሲ ቁርሲ
8/5/2023 9:00 9:45 ትምህርቲ - 5ይ ኦርቶዶክሳዊ ኣተሓሳስባ
8/5/2023 9:45 10:15 መዝሙር ካህናት
8/5/2023 10:15 11:15 መደብ ጥዕና -2ይ ካብ እንስሳ ናብ ሰብ ዝመሓላለፉ ሕማማት
8/5/2023 11:15 12:00 1ይ ክፋል መንፈሳዊ ድራማ
8/5/2023 12:00 2:00   ምሳሕ
         
8/5/2023 2:00 3፡00 1ይ ክፋል መንፈሳዊ ድራማ
8/5/2023 3፡00 3:15 መዝሙር ህዝቢ
8/5/2023 3:15 4:00 ጸብጻብ ህልው ኩነታት ቤተክርስቲይናት ሰሜን ኣሜርካ
8/5/2023 4:00 4:30 መዝሙር መዘምራን
8/5/2023 4:30 5፡00 ጸብጻብ/ሓበሬታ መግለጺ ብዛዕባ ዕርቂ
8/5/2023 5፡00 5:30 AM ሕቶን መልስን ህዝቢ
8/5/2023 5:30 AM 6:15 ስብከት -6ይ አምላኽ ተዓሪቑና’ዩ
8/5/2023 6:45 8፡00 ዋዜማ  
8/5/2023 8፡00 9:00   ድራር

ዓመታዊ ጉባኤ - Conference 2023

ዓመታዊ ጉባኤ [Conference] 2023- ሓበሬታ Announcement:

መበል 25 ዓመታዊ ጉባኤ መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜርካ: ካብ 3 ክሳብ 6 ሓምለ (August 3-6) 2023 ኣብ ቤተ ክርስቲያን ቅድስት ማርያም ኣብ ከተማ ባፍሎ ክፍለግዝኣት ኒው ዮርክ ክካየድ እዩ። ናይዚ ዓመት'ዚ ፍሉይ ዝገብሮ ድማ መበል 25 ዓመት ጉባኤ(silver jubilee) ከነኽብር ኣምላኽ ዕድመ ስለዝሃበና ብፍሉይ እነኽብሮ ጉባኤ እዩ። ብተወሳኺ፡ ከተማ ባፍሎ፡ ሓደ ካብቶም ሰሓብቲ ናይ ተፈጥሮ ሃብቲ (Niagara Falls) ዘለዋ ከተማ'ውን እያ። ምእመናን ህዝበ ክርስቲያን ናይ ስራሕ ዕረፍትኹምን ናይ መገሻ መደባትኩምን ምሳና ኣብዚ ጉባኤ'ዚ ከተሕልፍዎ ብኣኽብሮት ንዕድም።

ዓመታዊ ጉባኤ 2022 - Conference 2023 መበል 24 ዓመታዊ ጉባኤ መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜርካ ኣብ ከተማ ሲያትል ክፍለግዝኣት ዋሽንግቶን ኣብ ቤተ ክርስቲያን ደብረ ብርሃን ቅድስቲ ሥላሴ ክካየድ እዩ። ጉባኤ፥ ካብ 14 ክሳብ 17 ሓምለ (July 14 to July 17) 2022 ክካየድ እዩ። ምእመናን ህዝበ ክርስቲያን ናይ ስራሕ ዕረፍትኹምን ናይ መገሻ መደባትኩምን ኣብዚ ጉባኤ'ዚ ከተሕልፍዎ ብስም ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኣኽብሮት ንዕድም።

መሪሕ ጥቕሲ - Theme Verse:-

ኣይትፍርሁ፡ ደው በሉ: እቲ ምድሓን እግዚኣብሔር ሎሚ ዚገብረልኩም ርኣዩ። እዞም ሎሚ እትርእይዎም ግብጻውያን ንዘልዓለም ኣይትርእይዎምን" ዘጸ 14:13

ጉባኤ ዝካየደሉ ቦታ - Conference Venue:-

Holy Trinity Eritrean Orthodox Church
12327 15th Ave NE, Seattle, Washington
Map

ሓበሬታ ሆቴል - Hotel Information

መበል 24 ዓመታዊ ጉባኤ መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜርካ ኣብ ከተማ ሲያትል ክፍለግዝኣት ዋሽንግቶን ኣብ ቤተ ክርስቲያን ደብረ ብርሃን ቅድስቲ ሥላሴ ክካየድ እዩ። ጉባኤ፥ ካብ 14 ክሳብ 17 ሓምለ 2022 (July 14 to July 17 2022) ክካየድ እዩ። ምእመናን ህዝበ ክርስቲያን ናይ ስራሕ ዕረፍትኹምን ናይ መገሻ መደባትኩምን ኣብዚ ጉባኤ' ከተሕልፍዎ ብስም ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኣኽብሮት ንዕድም።

ጉባኤ ዝካየደሉ ቦታ - Conference Venue:-

Holy Trinity Eritrean Orthodox Church
12327 15th Ave NE
Seattle, Washington
Map

ሓበሬታ ሆቴል - Hotel Information

Coming

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div