ናይ ዓርቢ ስቕለት ስርዓት ጸሎትን ስግደትንሰዓት 6 ንጉሆ (ጊዜ ነግህ)፣ ኣቡን፣ 9.ሃሌታ፣ ነኣምን ነኣምን ነኣምን ሕማሞ ለዘኢየሓምም ርግዘተ ገቦሁ ነኣምንወቅንዋተ እደዊሁ ነኣምን ዬ.ዬ.ዬ፣ ነኣምን ሞቶ ወትንሣኤሁ፣ለከ ሓይል ለከ ይደሉ ሓይል ወለከ ይደሉ ስብሓት ወለከ ይደሉ ኣኰቴት ኦ እግዚእየ ኢየሱስ ክርስቶስ ለዓለመ ዓለም፣ 2ይ ሰንበት ጾመ-ኣርብዓ
ብባህርዩ ቅዱስ ዝኾነ ኣምላኽ፡ ቅዱስ እንዳተባህለ ዝምስገን፡ ብቅድስና ዝነብር ንቅዱሳን ዝቕድስ፡ ቅዱሰ ቅዱሳን እግዚኣብሔር በይኑ እዩ። More...
ኢትዮጵያዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ: 6ይ ፓትርያርክ መሪጻኣቡነ ማትያስ 6ይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን ኢትዮጵያ ኮይኖም ተመሪጾም። ኣብቲ ብሓሙስ 28 ለካቲት ዓመታዊ ክብረ በዓል ቅድስት ሥላሴ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ኣብ ሲንሲናቲ
ብፁዕ ኣቡነ መቃርዮስ ኣብ ሃገር እንግሊዝ ሓደ ካህን 13 ዲያቆናት ቀቢኦም
ሰማዕትነት ምእንቲ እምነትንሕና “ደቂቀ እንጦንዮስ” ተማሃሮ መንፈሳዊ ኮሌጅ ቅዱስ ኣትናቴዎስ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ፥ ካብ ሎሚ ጀሚርና ዝርዝር ኣስማትን ሓጺር ታሪኽ ሕይወትን ናይቶም ምእንቲ ኦርቶዶክሳዊ እምነቶም ክብሉ ፓትርያርክ እንጦንዮስ ክፍትሑ ኤርትራውያን ናብ ባይቶ ሕቡራት መንግስታት ኣሜርካ የመልክቱ
|
|
|
Login
Register
መበል 15 ዓመታዊ ጉባኤ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ኣብ ሰሜን ኣመሪካ Read More...