www.tewahdo.org

 
  • Increase font size
  • Default font size
  • Decrease font size
Home ትግርኛ ዜና ቤተ ክርስትያን
ዜና ቤተ ክርስቲያን

ነጋድያን ኢየሩሳሌም ብሰላም ተመሊሶም

E-mail Print

ትንሳኤ ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ንምኽባር ናብ ኢየሩሳሌም ዝተጓዕዙ "ማሕበር ነጋድያን ኢየሩሳሌም" ናይ ክልተ ሰሙን መገሻ ዛዚሞም ብሰላም ናብ ቦትኦም ተመሊሶም።

Read more...
 

ፓትርያርክ መንበረ ማርቆስ ምስሪ ፖፕ ቴዎድሮስ 2ይ ምስ ፖፕ ፍራንቸስኮ 1ይ መራሒ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ተራኺቦም

E-mail Print

ፓትርያርክ ቅዱስ ኣቡነ ቴዎድሮስ ካልኣይ፣ ፓትርያርክ መንበረ ማርቆስ ቤተክርስቲያን ምስሪ፣ ምስ መዘናኦም መራሒ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ቅዱስ ኣቡነ ፍራንቸስኮ ቀዳማይ ንምምያያጥ፣ ኣብ ቫቲካን ናይ ሽዱሽተ መዓልታት ዑደት ኣብ ዝገብሩሉ ዘለዉ ህሞት፣ ኣብ ርክቦም እቲ ሓደ ነቲ ካልእ "ብጹዕ ወቅዱስ" ብምባል ሰላም ከምዝበልዎም፣ ማዕከናት ዜና ይሕብራ ኣለዋ።

Read more...
 

ኦርቶዶክሳዊት ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኤርትራ ኣብ ጉባኤ ኦሬንታል ኣብያተ ክርስቲያን ተሳቲፋ

E-mail Print

ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን፣ ብዕሊ ኣባል ናይ ኦሬንታል ኣብያተ ክርስቲያን ብምዃን፣ ኣብ ጉባኤ ተሳቲፋ።

Read more...
 

ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ሓድሽ ፖፕ መሪጻ

E-mail Print

ኣርጀንቲናዊ ካርዲናል ፖፕ ፍራንቸስኮ 1ይ፡ መበል 266 ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኮይኖም ትማሊ ረቡዕ ተመሪጾም። 

Read more...
 

ሓድሽ ሕንጻ ቤተክርስትያን ቅድስት ሥላሴ፣ ሲንሲናቲ ተመሪቑ።

E-mail Print

ሓድሽ ህንጻ ቤተ ክርስትያን ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስትያን ቅድስት ሥላሴ ኣብ ሲንሲናቲ ኦሃዮ ብቀዳም 2 መጋቢት 2013 ዓ.ም. ተመሪቑ። እቲ ዝተኻየደ ጽንብል ሥነ-ስርዓት ብብጹእ ኣቡነ 

Read more...
 

ዓመታዊ በዓል ቅድስቲ ማርያም ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ በይ ኤርያ ብድምቀት ተኸቢሩ።

E-mail Print

ካብ ዝተፈላለየ ክፍልትታት ኣመሪካ ተዓዲሞም ብዝመጹ፡ ብብፁእ ኣቡነ መቃርዮስ ዝምርሑ ብርክት ዝበሉ ሊቃውንቲ ኣቦታትን ብብዝሒ ምእመናን 

Read more...
 

ብብፁዕ ኣቡነ ድሚያን ኣብ ጀርመን ዝተፈጸመ ናይ ኣናጕንስጢስን መዘምራንን ምብራኽ

E-mail Print

ኣቐዲሙ ወጺኡ ብዝነበረ መርሓ-ግብር መሠረት፥ ሎሚ 22/12/2012/ ኣብ ከተማ-ፍራንክፎርት ጀርመን ኣብ ዝርከብ ቤተ-ክርስቲያን ቅዱስ-ጊዮርጊስ፥

Read more...
 

ሓበሬታ ንምዝጉባት ተመሃሮ

E-mail Print

ሓበሬታ ንኹሎም ኣብ ናይ ሥነ- መለኮት ትምህርቲ ኪመሃሩ ዝተመዝገቡን ዝተፈላለዩ ሕቶታን ንዘቕርቡን  ብዛዕባ ምዝገባ ዝምልከትን።

Read more...
 
  • «
  •  Start 
  •  Prev 
  •  1 
  •  2 
  •  3 
  •  4 
  •  5 
  •  6 
  •  7 
  •  8 
  •  9 
  •  10 
  •  Next 
  •  End 
  • »


Oriental orthodox summer youth conference

Login/Register





Login
Register


2013 ዓመታዊ ጉባኤ ቤተክርስቲያን ተዋህዶ

መበል 15 ዓመታዊ ጉባኤ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ኣብ ሰሜን ኣመሪካ Read More...

ብእምነት እንተ ሃሊኹም ርእስኹም መርምሩ


ብቀሺ ገብረመድህን ገብረጊዮርጊስ ብዕለት 24/10/2004 ኣብ ቀጽሪ መካነ ህይወት ቤተክርስትያን መድሃኔ ዓለም ዝተዋህበ ስብከት። ንሶም ካብ ሕዳር 2004 ክሳብ ሕጂ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ይርከቡ።

ንኣምላኽ ምእማን

JavaScript is disabled!
To display this content, you need a JavaScript capable browser.

ንኣምላኽ ምእማን ብቀሺ ዶ/ር ፍጹም ገብረንጉስ ኣብ ቀጽሪ መካነ ህይወት ቤተክርስትያን መድሃኔ ዓለም (25/07/2004) ዝተዋህበ ስብከት። ንሶም ካብ ሕዳር 2004 ክሳብ ሕጂ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ይርከቡ።

ጾምን በዓላትን 2013

ኩሉ ኢኻ ትኽእል

ኮለጅ ስነ መለኮት ተዋህዶ


ሓድሽ ኪዳን መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ንምስማዕ ኣብዚ ዝስዕብ ጠውቕ

ሓድሽ ኪዳን መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ስምዑ