www.tewahdo.org

 
  • Increase font size
  • Default font size
  • Decrease font size
Home ትግርኛ ሱታፌ ምእመናን
ሱታፌ ምእመናን

መልእኽቲ ትንሳኤ

E-mail Print

ኣብ ቀዳም ካብ ሓደ ዓቢ ቤት ትምህርቲ: ሓደ ዓቢ ንህይ ሰብ ዘድሓነ ስራሕ ፈጺምካ: ብዓቢ ማዕርግ እንተትምረቕ: ሰኑይ ስራሕ ጀሚርካ: እዚ እቲ ዝነፍዐ ሰራሕተኛና ኢሎም ክንእዱኻን ክሽልሙኻን እንተዝውዕሉ: አብ

Read more...
 

ሆሳእና (8ይ ሰንበት-ዓቢይ ጾም)

E-mail Print
“ሆሳእና” ዝብል ቃል ካብ እብራይስጢ ዝበቖለ ኮይኑ ትርጉሙ ድማ "ሕጂ ኣድሕን" ማለት እዩ። እዚ ዕለት'ዚ፣ ክርስቶስ ናብ ኢየሩሳሌም ክኣቱ ኸሎ "ሆሳእና ንወዲ ዳዊት፣ እቲ ብስም እግዚኣብሄር ዝመጽእ ብሩኽ እዩ፣ ሆሳእና ኣብ ኣርያም" ዝብል መዝሙር ዝተዘመረሉ ዕለት እዩ Read more...
 

ንሱ ይሓልየልኩም እዩ እሞ፡ንኩሉ ሓልዮትኩም ኣብኡ ኣውድቕዎ (1 ጰጥ5፡7)

E-mail Print

ሰብ ይዕበ ይንኣስ ይውሓድ ይብዛሕ ኣብ ህይወቱ ዘይጭነቕ ወይ ዘይሓስብ ኣሎ ክብል ኣይደፍርን እየ 

Read more...
 

ጸሓይ ከም በዲራ ህሌት (ጸሓይ ከም ቀደማ ኣላ)!!

E-mail Print

“ሃይማኖት ኣይመሓየሽን’ዩ” ኢሎም ናይ ዝትንትኑ ገለ ጽሑፋት ትሕዝቶ ምስ ኣንበብኩ’የ ነዛ “ጸሓይ ከም በዲራ ህሌት” እትብል ኣበሃህላ ዘኪረ። 

Read more...
 

ቀሺ ድየ ክብሃል?!

E-mail Print

ስሕለት ሴፍ ዘምለጠ፡ ሰሃራ እናበልዖ፡ ሰሃራ ዘምለጠ ሲናይ ተቐቢሉ ባሕሪ እናወሓጦ፡ ደቂ ህዝበይ ኣብ ቅድሚ ዓይነይ ከም ባሮት ተሸይጦም፡ 

Read more...
 

ጻኡ ንኡሰ ክርስቲያን

E-mail Print

ቃጭል ኣልዒለ ብልዑልን ጥዑምን ዜማጻኡ ንኡሰ ክርስቲያን” (ሓደሽቲ ኣመንቲ ዘበልኩም ውጹ!) ኢለ ኣብ ፍርቂ ቅዳሴ፡ ይእውጀሉ 

Read more...
 

ዘይከውን ዘረባ ኣባጅጎ ቀረባ

E-mail Print

ጅጎዝበሃል ኣምላኽ ከምዘሎ፡ ሰሚዐን ኣንቢበን ኣይፈልጥንየ።ኣባ ጅጎ፡ መብልዒ ጐጎ፡ ማይ ጃሕ ኣብሎክንብል ግን ይዝከረኒ። 

Read more...
 

ኣብ ዘመነ ንጉሥ ዘርዓ ያዕቆብ

E-mail Print

ኣብ ዘመነ ንጉሥ ዘርዓ ያዕቆብ

Read more...
 
  • «
  •  Start 
  •  Prev 
  •  1 
  •  2 
  •  3 
  •  4 
  •  5 
  •  6 
  •  7 
  •  8 
  •  9 
  •  10 
  •  Next 
  •  End 
  • »


Oriental orthodox summer youth conference

Login/Register





Login
Register


2013 ዓመታዊ ጉባኤ ቤተክርስቲያን ተዋህዶ

መበል 15 ዓመታዊ ጉባኤ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ኣብ ሰሜን ኣመሪካ Read More...

ብእምነት እንተ ሃሊኹም ርእስኹም መርምሩ


ብቀሺ ገብረመድህን ገብረጊዮርጊስ ብዕለት 24/10/2004 ኣብ ቀጽሪ መካነ ህይወት ቤተክርስትያን መድሃኔ ዓለም ዝተዋህበ ስብከት። ንሶም ካብ ሕዳር 2004 ክሳብ ሕጂ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ይርከቡ።

ንኣምላኽ ምእማን

JavaScript is disabled!
To display this content, you need a JavaScript capable browser.

ንኣምላኽ ምእማን ብቀሺ ዶ/ር ፍጹም ገብረንጉስ ኣብ ቀጽሪ መካነ ህይወት ቤተክርስትያን መድሃኔ ዓለም (25/07/2004) ዝተዋህበ ስብከት። ንሶም ካብ ሕዳር 2004 ክሳብ ሕጂ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ይርከቡ።

ጾምን በዓላትን 2013

ኩሉ ኢኻ ትኽእል

ኮለጅ ስነ መለኮት ተዋህዶ


ሓድሽ ኪዳን መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ንምስማዕ ኣብዚ ዝስዕብ ጠውቕ

ሓድሽ ኪዳን መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ስምዑ