S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ዓመታዊ ጉባኤ [Conference] 2023- ሓበሬታ Announcement

ዓመታዊ ጉባኤ [Conference] 2023- ሓበሬታ Announcement:

መበል 25 ዓመታዊ ጉባኤ መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜርካ: ካብ 3 ክሳብ 6 ሓምለ (August 3-6) 2023 ኣብ ቤተ ክርስቲያን ቅድስት ማርያም ኣብ ከተማ ባፍሎ ክፍለግዝኣት ኒው ዮርክ ክካየድ እዩ። ናይዚ ዓመት'ዚ ፍሉይ ዝገብሮ ድማ መበል 25 ዓመት ጉባኤ(silver jubilee) ከነኽብር ኣምላኽ ዕድመ ስለዝሃበና ብፍሉይ እነኽብሮ ጉባኤ እዩ። ብተወሳኺ፡ ከተማ ባፍሎ፡ ሓደ ካብቶም ሰሓብቲ ናይ ተፈጥሮ ሃብቲ (Niagara Falls) ዘለዋ ከተማ'ውን እያ። ምእመናን ህዝበ ክርስቲያን ናይ ስራሕ ዕረፍትኹምን ናይ መገሻ መደባትኩምን ምሳና ኣብዚ ጉባኤ'ዚ ከተሕልፍዎ ብኣኽብሮት ንዕድም።

ዓመታዊ ጉባኤ [Conference] 2023- ሓበሬታ ሆቴልን መጎዓዝያን

ዓመታዊ ጉባኤ [Conference] 2023- ዝካየደሉ ቦታ -Venue

መሪሕ ጥቕሲ  [Conference] 2023

ዓመታዊ ጉባኤ [Conference] 2023- ዝርዝር መደብ- Program Detail 

ዓመታዊ ጉባኤ [Conference] 2023- ገለ ካብቶም ዝተዋህቡ ስብከት/ኣስተምህሮ

ዓመታዊ ጉባኤ [Conference] 2023 ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብሰላም ተዛዚሙ

Successful Conclusion of the 2023 Eritrean Orthodox Church Conference

 

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div