S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ዓመታዊ ጉባኤ-ብርሕቀት (Virtual Conference) መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜርካ 2020

መደባት መበል 22 ዓመታዊ ጉባኤ መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜርካ ጉባኤ፥  ሓሙስ ሓምለ (July) 30 -  ክሳብ ቀዳም 1 ነሓሰ (August) 2020 ካብ ርሑቕ ብቐጥታ (Live) ክዝርጋሕ እዩ።  ካብ ሰዓት 12:00 - 8:00 ምሸት ብምብራቓዊ (10:00 - 6:00 ድ. ቀትሪ ብምዕራባዊ ) ኣቆጻጽራ ይመሓላለፍ። 

Live https://www.facebook.com/EritreanOrthodoxChurch

Live https://www.facebook.com/tewahdoChurch

መሪሕ ጥቕሲ - Theme Verse:-

ብተስፋ ተሓጐሱ፡ ብጸበባ ተዓገሱ፡ ጸሎት ኣዘውትሩ” ሮሜ 1212

ዝርዝር መደባት ፕሮግራም- Program Detail

ሓሙስ (07/30/2020)

1200 - 1215 መኽፈቲ ጉባኤ ጸሎትን ማዕዳን - እንኳዕ ብደሓን ኣራኸበና

1215 - 100 ስብከት-1 ኣብዚ ዘመን እዚ ተስፋና ኣብ ምንታይ እዩ፧

100 - 145  መደብ ጥዕና -  ሕማም ኩላሊት

145 - 215  መዝሙር ብመዘመራን

215 - 300 ትምህርታዊ መደብ - 1 - ጾምን ክርስትናን

300 - 500 ዕረፍቲ

500 - 5:45 ስብከት - 2 ተስፋና ብከመይ ነጽንዖ፧

545 - 615 መዝሙር  ብመዘመራን

615 - 700 ትምህርታዊ መደብ - 2 ኣተኣላልያ መንእሰይ ኣብ ስደት

700- 745 ስብከት - 3 ተስፋና ብከመይ ንካልኦት ነማቅሎ፧

745- 800 ምህለላ ስለ እዋናዊ ኩነታት ሃገርና፣ ዓለምናን ቤተ ክርስቲያንናን

ዓርቢ (07/31/2020)

መኽፈቲ ጸሎት

1200 - 100 - ትምህርታዊ መደብ - 3 counselling session – ጸገማት ስድራ ቤት ኣብ ግዜ ውሸባ

100 - 115 - ምርቓ ተማሃሮ ስነ መለኮት

115 - 145 መዝሙር ብመዘመራን

145 - 230 ትምህርታዊ መደብ - 4 መሰረተ እምነት ክርስትናን ክሕደታትን-ጌጋ ትምህርትን-መናፍቕነትን

230 - 315 ስብከት- 4 ኣብ ዘመና ጸበባና እንታይ እዩ፧

300 - 500 ዕረፍቲ

መኽፈቲ ጸሎት

500 - 545 ትምህርታዊ መደብ - 5  መዝገብካ ኣበይ ኣሎ

545 - 630 ስብከት - 5  ኣብ ዘመና ብጸበባና ከይንዕገስ ዝገብሩና እንታይ እዮም፧

630 - 700 መዝሙር ብመዘመራን

700 - 745 ትምህርታዊ መደብ - 6 ድልውነት ክርስትና

745 - 800 ምህለላ ስለ እዋናዊ ኩነታት ሃገርና፣ ዓለምናን ቤተ ክርስቲያንናን

ቀዳም (08/1/2020)

መኽፈቲ ጸሎት

12:001245 ትምህርታዊ መደብ - 7 ጽድቂ፤ ልምዓት ሕዝብን ሃገርን

1245 - 1215 መዝሙር ብመዘመራን

12:15 – 1:15 ስብከት- 6 ኣብነታውያን ብጸባባ ዝተዓገሱ ኣብ ታሪክ ቤተ ክርስትያን

115 - 300 ተዋስኦ

300 - 500 ዕረፍቲ       

መኽፈቲ ጸሎት

500 - 545 ትምህርታዊ መደብ -8 ጸገማት ሥድራ ቤት ኣብዚ ዘመን እዚ

5:45 - 6:45 - መልእኽቲ ካብ ምምሕዳር ቦርድ

645 - 715 መዝሙር ብመዘመራን

715 - 745 መዛዘሚ ስብከት- 7  ጸሎት ኣዘውትሩ

745 - 800 ምህለላን መዕጸዊ ጸሎትን

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div