S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ዓመታዊ ጉባኤ 2018 Conference - [ቅነ ጉባኤ 2018]

መበል 20 ዓመታዊ ጉባኤ መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜርካ ኣብ ከተማ ሲያትል ክፍለግዝኣት ዋሽንግቶን ኣብ ቤተ ክርስቲያን ደብረ ብርሃን ቅድስቲ ሥላሴ ክካየድ እዩ። ጉባኤ፥ ካብ 12 ክሳብ 15 ሓምለ 2018 (July 12 to July 15 2018) ክካየድ እዩ።  ምእመናን ህዝበ ክርስቲያን ናይ ስራሕ ዕረፍትኹምን ናይ መገሻ መደባትኩምን ኣብዚ ጉባኤ'ዚ ከተሕልፍዎ ብስም ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኣኽብሮት ንዕድም።

መሪሕ ጥቕሲ - Theme Verse:-

“ . . . እቲ ደው ኢሉ ዘሎ ዚመስሎ ከይወድቕ ይጠንቀቕ።” 1ቆረ 10፡ 12.

1 Corinthians 10:12 So, if you think you are standing firm, be careful that you don’t fall!

ሓበሬታ ሆቴል - Hotel Information

Hotel Nexus 

http://www.hotelnexusseattle.com/

Address: 2140 N Northgate Way, Seattle, WA 98133 

Phone: (206) 365-0700

Rate: $129 per night + tax for Double Queen rooms

The discount code is “Eritrean Church Conference”

Reservation deadline: June 28, 2018

መሪሕ ጥቕሲ - Theme Verse:-

“ . . . እቲ ደው ኢሉ ዘሎ ዚመስሎ ከይወድቕ ይጠንቀቕ።” 1ቆረ 10፡ 12.

1 Corinthians 10:12 So, if you think you are standing firm, be careful that you don’t fall!

ጉባኤ ዝካየደሉ ቦታ - Conference Venue:-

Holy Trinity Eritrean Orthodox Church
12327 15th Ave NE
Seattle, Washington

Map

 

ዝርዝር መደባት ፕሮግራም- Program Detail

ሓሙስ (07/12/2018)

መራሕ መደብ ዲ.ብርሃነ

7፡00 - 8፡00 ጸሎተ ነግህ 

8፡00 - 9፡00 ቁርሲ

9፡00 - 10፡00 መኽፈቲ ጉባኤ ጸሎት - እንኳዕ ደሓን መጻእኩም

10፡00 - 10፡30 መዝሙር ብካህናት

10፡30 - 11፡15 ትምህርቲ - 1 ምስጢራት ቤ/ክ - ቀሺ ብርሃነ 

11፡15 - 12፡00 ስብከት - 1፡ ኣብ ክርስትያናዊ ህይወት ደው ምባል እንታይ ማለት እዩ - ዲ. ኣብርሃለይ

12፡00 - 2፡00 ምሳሕን ዕረፍትን

መራሕ መደብ ቀሺ ማርቆስ

2፡00 - 2:45 ፍሉይ ሰሚናር - 1ይ ፕሮፌሶር ቦኽረ

2፡45- 3፡15 መዝሙር ብካህናት

3፡15 - 4፡00 ትምህርቲ - 2 ንስሓ- ዲ. ዑቕበ

4፡00- 4፡45 ስብከት -2፡ መጠንቀቕታ ንምንታይ  ኣድለየ፧  ብቀሺ ኣፈወርቂ/ቀሺ ጴጥሮስ 

4፡45- 5፡15 መዝሙር ብመዘመራን

5፡15 - 6፡00 ትምህርቲ - 3 መወከሲ እምነት ተዋሕዶ - ብ ቐሺ ተስፎም

6፡00 – 6፡45 ሕቶን መልስን ብዛዕባ መወከሲ እምነት ተዋህዶ - ምስ ብ ቐሺ ተስፎም

6፡45 - 7፡00 ምህለላ ስለ እዋናዊ ኩነታት ሃገርናን ቤተ ክርስቲያንናን

7፡00 - 8፡00 ድራር/ዕረፍቲ

ዓርቢ (07/13/2018)

መራሕ መደብ ድ. ኢሳያስ

7፡00 - 8፡00 ጸሎተ ነግህ 

8፡00 - 9፡30 ተዘክሮታት 20 ዓመት  - ቀሺ ቴድሮስ/ቐሺ ሓለፎም/ዲ. ጸሃየ

9፡30 - 10፡00 - ስነ ሰርዓት ምርቓ ተማሃሮ ስነ መለኮት

10፡00 - 10፡30 መዝሙር ብመዘመራን

10፡30 - 11፡15 ትምህርቲ - 4 ድሕነት ብመንጽር ኦርቶዶክስ - ብቀሺ ገብረሚካኤል 

11፡15 - 12፡00 ስብከት-3፡ ፈተናን ምውዳቕን - ብዲ  ኣስመላሽ/ቀሺ ዳዊት

12፡00 - 2፡00 ምሳሕን ዕረፍትን

መራሕ መደብ ዲ. ሮቤል(D.C)

2፡00 - 2፡45 ፍሉይ ሰሚናር - 2ይ ፕሮፌሶር ቦኽረ

2፡45 - 3፡15 መዝሙር ብካህናት

3፡15 - 4፡00 ትምህርቲ -  5 ኣገልግሎት ኣብ ቤ/ክ - ዲ. ገብረእግዚኣብሔር

4፡00 - 4፡45 ትምህርቲ - 6 ክንክንን ጥዕናንን ስኒ - ዶ/ር ሉላ - ናይ ስኒ ሓኪም 

4፡45 - 5፡15 መዝሙር ብመዘመራን 

5፡15 - 6፡00 ስብከት- 4፡ ካብቶም  ተፈቲኖም ዝወደቑን ዘይወደቑን እንታይ ንመሃር፧ - ብቐሺ ማርቆስ

6፡00 – 6፡45 ሕቶን መልስን

6፡45 - 7፡00 ምህለላ ስለ እዋናዊ ኩነታት ሃገርናን ቤተ ክርስቲያንናን

7፡00 - 8፡00 ድራር/ዕረፍቲ

ቀዳም (07/14/2018)

መራሕ መደብ ቀሺ ኣፈወርቂ

7፡00-8፡00 ጸሎተ ነግህ

8፡00-9፡00 ቁርሲ

9:00፡9፡45 ስብከት-5፡ ግደ እግዚኣብሄር ኣብ ጊዜ ፈተና - ዲ. ዮውሃንስ

9፡45- 10፡30 ትምህርቲ - 7 ሕክምናን መንፈሳዊ ፈውሲን - ብቐሺ ኣስመሮም/ዲ. ኤፍረም  

10፡30 - 11፡00 መዝሙር ብካህናት

11፡00-12፡00 ፍሉይ ትምህርቲ - ብብፁዕ ኣቡነ መቃርዮስ  

12፡00 - 2፡00 ምሳሕን ዕረፍትን

መራሕ መደብ ቀሺ ቴዎድሮስ

2፡00 - 3፡00 ፍሉይ ሰሚናር - 5ይ መሠረተ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ - ቐሺ ተስፋዓለም/ዲያ ኢሳያስ 

3:00 - 4:00 - መልእኽቲ ካብ ምምሕዳር ቦርድ

4፡00 - 4፡30 መዝሙር ብመዘመራን

4፡30 - 6፡00 ፍሉይ ሰሚናር - 6ይ ፕሮ. ቦኽረ

6፡00 – 6፡45 መጠቓለሊ ስብከት -6፡ ንፈተና ኪህልወና ዚግባእ ኣረኣእያን ድልዉነትን - ብቐሺ ወልደትንሳኤ

6:45 - 7፡00 ምህለላ ስለ እዋናዊ ኩነታት ሃገርናን ቤተ ክርስቲያንናን

7፡00 - 8፡00 ድራርን/ዕረፍት

መበል 20 ዓመታዊ ጉባኤ መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜርካ ብሰላም ተዛዚሙ

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div