S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ዓመታዊ ጉባኤ 2019 Conference - [ቅነ ጉባኤ 2019]


ገለ ካብ ትሕዝቶታት ዓመታዊ መንፈሳዊ ጉባኤ ቤተ ክርስትያን ተዋህዶ 2019


መበል 21 መንፈሳዊ ጉባኤ ቤተ ክርስትያን ተዋህዶ ብሰላም ተዛዚሙ 


መበል 21 ዓመታዊ ጉባኤ መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜርካ ኣብ ከተማ ኣትላንታ ጅዮርጅያ ኣብ ቤተ ክርስቲያን መድሃኔ ዓለም ይካየድ እዩ። ጉባኤ፥ July 25 - 28 ሓምለ 2019 ክካየድ እዩ። ምእመናን ህዝበ ክርስቲያን ናይ ስራሕ ዕረፍትኹምን ናይ መገሻ መደባትኩምን ኣብዚ ጉባኤ'ዚ ከተሕልፍዎ ብስም ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኣኽብሮት ንዕድም።

መሪሕ ጥቕሲ - Theme Verse:-

"ገበርቲ ሰላም፡ ውሉድ ኣምላኽ ኪበሃሉ እዮም እሞ፡ ብጹኣን እዮም።” ማቴ 5፡9።

ሓበሬታ ሆቴል - Hotel Information

1st. Days Inn W/Breakfast - $99

2006 Glenn Club Dr

Stone Mountain, GA 30087

Phone: 770-817-4530

Group Name: Eritrean Orthodox Church

Deadline for reservation for this hotel is July 10, 2019.

 

2nd. Other nearby hotels.

Hampton Inn Stone Mountain $99 W/Breakfast : (770) 934-0004

Country Inn Stone Mountain $119 W/Breakfast : (770) 465-6515

 

3rd. Quality Inn NORTHLAKE, W/Breakfast - $68

ATLANTA, GA 30345-2803

2155 RANCHWOOD DRIVE NE

(770) 491-7444

(770) 621-9496

Group Name: Eritrean Orthodox Church

Deadline for reservation for this hotel is Monday, July 4, 2019

 

ጉባኤ ዝካየደሉ ቦታ - Conference Venue:-

Medhanie-Alem Eritrean Orthodox Church, Atlanta GA

1904 S Stone Mountain Lithonia Rd,

Lithonia, GA 30058

Map

ዝርዝር መደባት ፕሮግራም- Program Detail

ሓሙስ(07/25/2019)- መራሕ መደብ ዲ.ብርሃነ

7፡00 - 8፡00 ጸሎተ ነግህ 

8፡00 - 9፡00 ቁርሲ

9፡00 - 10፡00 መኽፈቲ ጉባኤ ጸሎት - እንቋዕ ደሓን መጻእኩም

10፡00 - 10፡30 መዝሙር ብመዘመራን

10፡30 - 11፡15 ኣጠቓቕማ ግዜ-1 - ዲያ ደሳለ

11፡15 - 12፡00 ስብከት-1- ትርጉም ሰላም -ቀሺ ሓለፎም

12፡00 - 2፡00 ምሳሕ/ዕረፍቲ

መራሕ መደብ ቀሺ ማርቆስ

2፡00 - 2:45 ኣጽናፋዊት ቤተክርስቲያን - ዲያ ዑቕበ

2፡45- 3፡15 መዝሙር ብካህናት

3፡15 - 4፡00 ኣጠቓቕማ ግዜ -2 - ዲያ ገ/እግዚኣብሔር 

4፡00- 4፡45  -ስብከት -2 ምንጭን ጥበብን ሰላም -  ቀሺ ተስፋልደት

4፡45- 5፡15 መዝሙር ብመዘመራን

5፡15 - 6፡00 ትርጉም ፍርሓት እግዚኣብሔር - ቆሞስ ተኸስተ

6፡00 – 6፡45 ሕቶን መልስን  -ቀሺ ማርቆስ 

6፡45 - 7፡00 ምህለላ ስለ ሃገርናን ቤተ ክርስቲያንናን

7፡00 - 8፡00 ድራር/ዕረፍቲ

 

ዓርቢ (07/26/2019) መራሕ መደብ ቀሺ. ኢሳያስ

7፡00 - 8፡00 ጸሎተ ነግህ 

8፡00 - 9፡30 - ኣድላይነት ኮለጅ ሥነ መለኮት -ቀሺ ቴድሮስ

9፡30 - 10፡00 - ስነ ሰርዓት ምርቓ ተመሃሮ ስነ መለኮት

10፡00 - 10፡30 መዝሙር ብመዘመራን

10፡30 - 11፡15 መደብ ጥዕና - Cancer and Hypertension -ቀሺ ኣስመሮም

11፡15 - 12፡00 ስብከት- 3- ዕንቅፋት ሰላም - ቀሺ ዳዊት

12፡00 - 2፡00 ምሳሕ/ዕረፍቲ

መራሕ መደብ ዲ. ሮቤል(D.C)

2፡00 - 2፡45 ቃል ኪዳን - ዲያ ብርሃነ

2፡45 - 3፡15 መዝሙር ብካህናት

3፡15 - 4፡00 ሓዋርያዊት ሰንሰለት ቤተክርስቲያን -  ቀሺ ኣትናቴዎስ

4፡00 - 4፡45 Counseling - Christian family (ሳባ/ጸጋ/ለቲና)

4፡45 - 5፡15 መዝሙር ብመዘመራን 

5፡15 - 6፡00 ስብከት- 4- ሰላም ምስ መን ብኸመይ-ቀሸ ተስፎም

6፡00 – 6፡45 ፍርሓት እግዚኣብሔር ኣብ ኣገልግሎት- -ቀሺ ኢሳያስ

6፡45 - 7፡00 ምህለላ ስለ ሃገርናን ቤተ ክርስቲያንናን

7፡00 - 8፡00 ድራር/ዕረፍቲ

 

ቀዳም (07/27/2019) - መራሕ መደብ ቀሺ ብርሃነ 

7፡00-8፡00 ጸሎተ ነግህ

8፡00-9፡00 ቁርሲ

9:00፡10፡30 Counseling - Christian family - (ሳባ/ጸጋ/ለቲና)

10፡30 - 11፡00 መዝሙር ብካህናት

11፡00-12፡00 ፍሉይ ትምህርቲ - ብብፁዕ ኣቡነ መቃርዮስ  

12፡00 - 2፡00 ምሳሕ/ዕረፍቲ

መራሕ መደብ ቀሺ ኣፈወርቂ

2፡00 - 3፡00 ስርዓት ኣምልኾ ኦርቶዶክስ ቤክ- ቀሺ ገብረሚካኤል

3:00 - 4:00 - መልእኽቲ ካብ ምምሕዳር ቦርድ

4፡00 - 4፡30 መዝሙር ብመዘመራን

4፡30 - 6፡00 ድራማ - ኣብነታዊት ስድራ ቤት

6፡00 – 6፡45 መጠቓለሊ-5- ረብሓ ሰላም - ቀሺ ወልደትንሳኤ

6:45 - 7፡00 ምህለላ ስለ ሃገርናን ቤተ ክርስቲያንናን

7፡00 - 8፡00 ድራር/ዕረፍቲ

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div