S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

መበል 22 ዓመታዊ ጉባኤ መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜርካ ኣብ ከተማ ሲንሲናቲ ኦሃዮ ኣብ ቤተ ክርስቲያን ቅድስት ስላሴ ክካየድ እዩ። ጉባኤ፥  ሓሙስ ሓምለ (July) 30 -  ክሳብ ሰንበት 2 ነሓሰ (August) 2020 ዓ. ም ክካየድ እዩ። ምእመናን ህዝበ ክርስቲያን ናይ ስራሕ ዕረፍትኹምን ናይ መገሻ መደባትኩምን ኣብዚ ጉባኤ' ከተሕልፍዎ ብስም ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኣኽብሮት ንዕድም።


ገለ ካብ ትሕዝቶታት ዓመታዊ መንፈሳዊ ጉባኤ ቤተ ክርስትያን ተዋህዶ 2019


መበል 21 መንፈሳዊ ጉባኤ ቤተ ክርስትያን ተዋህዶ ብሰላም ተዛዚሙ 


መበል 21 ዓመታዊ ጉባኤ መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜርካ ኣብ ከተማ ኣትላንታ ጅዮርጅያ ኣብ ቤተ ክርስቲያን መድሃኔ ዓለም ይካየድ እዩ። ጉባኤ፥ July 25 - 28 ሓምለ 2019 ክካየድ እዩ። ምእመናን ህዝበ ክርስቲያን ናይ ስራሕ ዕረፍትኹምን ናይ መገሻ መደባትኩምን ኣብዚ ጉባኤ'ዚ ከተሕልፍዎ ብስም ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኣኽብሮት ንዕድም።

መሪሕ ጥቕሲ - Theme Verse:-

"ገበርቲ ሰላም፡ ውሉድ ኣምላኽ ኪበሃሉ እዮም እሞ፡ ብጹኣን እዮም።” ማቴ 5፡9።

መበል 20 ዓመታዊ ጉባኤ መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜርካ ኣብ ከተማ ሲያትል ክፍለግዝኣት ዋሽንግቶን ኣብ ቤተ ክርስቲያን ደብረ ብርሃን ቅድስቲ ሥላሴ ክካየድ እዩ። ጉባኤ፥ ካብ 12 ክሳብ 15 ሓምለ 2018 (July 12 to July 15 2018) ክካየድ እዩ።  ምእመናን ህዝበ ክርስቲያን ናይ ስራሕ ዕረፍትኹምን ናይ መገሻ መደባትኩምን ኣብዚ ጉባኤ'ዚ ከተሕልፍዎ ብስም ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኣኽብሮት ንዕድም።

መሪሕ ጥቕሲ - Theme Verse:-

“ . . . እቲ ደው ኢሉ ዘሎ ዚመስሎ ከይወድቕ ይጠንቀቕ።” 1ቆረ 10፡ 12.

1 Corinthians 10:12 So, if you think you are standing firm, be careful that you don’t fall!

መበል 20 ዓመታዊ ጉባኤ መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜርካ ኣብ ከተማ ሲያትል ክፍለግዝኣት ዋሽንግቶን ኣብ ቤተ ክርስቲያን ደብረ ብርሃን ቅድስቲ ሥላሴ ክካየድ እዩ። ጉባኤ፥ ካብ 12 ክሳብ 15 ሓምለ 2018 (July 12 to July 15 2018) ክካየድ እዩ።  ምእመናን ህዝበ ክርስቲያን ናይ ስራሕ ዕረፍትኹምን ናይ መገሻ መደባትኩምን ኣብዚ ጉባኤ'ዚ ከተሕልፍዎ ብስም ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኣኽብሮት ንዕድም።

ሓበሬታ ሆቴል - Hotel Information

Hotel Nexus 

http://www.hotelnexusseattle.com/

Address: 2140 N Northgate Way, Seattle, WA 98133 

Phone: (206) 365-0700

Rate: $129 per night + tax for Double Queen rooms

The discount code is “Eritrean Church Conference”

Reservation deadline: June 28, 2018

መበል 20 ዓመታዊ ጉባኤ መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜርካ ኣብ ከተማ ሲያትል ክፍለግዝኣት ዋሽንግቶን ኣብ ቤተ ክርስቲያን ደብረ ብርሃን ቅድስቲ ሥላሴ ክካየድ እዩ። ጉባኤ፥ ካብ 12 ክሳብ 15 ሓምለ 2018 (July 12 to July 15 2018) ክካየድ እዩ።

ምእመናን ህዝበ ክርስቲያን ናይ ስራሕ ዕረፍትኹምን ናይ መገሻ መደባትኩምን ኣብዚ ጉባኤ'ዚ ከተሕልፍዎ ብስም ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኣኽብሮት ንዕድም።

ጉባኤ ዝካየደሉ ቦታ - Conference Venue:-

Holy Trinity Eritrean Orthodox Church
12327 15th Ave NE
Seattle, Washington
Map

ሓበሬታ ሆቴል - Hotel Information

Hotel Nexus 

http://www.hotelnexusseattle.com/

Address: 2140 N Northgate Way, Seattle, WA 98133 

Phone: (206) 365-0700

Rate: $129 per night + tax for Double Queen rooms

The discount code is “Eritrean Church Conference”

Reservation deadline: June 28, 2018

ኦርቶዶክሳዊ ሕይወት ብቀሺ ፕሮፈሶር ኣትናቴዎስ ገብረኣብ

ኣሓቲ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ብቀሺ ፕሮፈሶር ኣትናቴዎስ ገብረኣ

ንስኻትኩም ግና እቲ ቤት ኣምላኽ እትስርሓሉ ግዜ ገና'ዩ ትብሉ ብቀሺ ብርሃነ ጠዓመ

ኣጠቓቕማ መጽሓፍ ቅዱስ ብቀሺ ዶ/ር ቴድሮስ ተስፋይ

ክርስትያን ስድራቤት ብወ/ሮ ሳባ ብርሃነ

ድሕነት ብዲያቆን ጸሃየ መንግስተኣብ

ሕማም ሽኮር ሽኮርያ ብዲያቆን ብርሃነ ስዩም

ትውፊት ብዲያቆን ዑቕበ ዘመደ

ዝኽሪ ዕለተ ልደት ፓትርያርክ ቅዱስ እንጦንዮስ

ዝሓለፉ ዓመታዊ ጉባኤታት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ - Previous Conferences

In the name of the Father, the Son and the Holy Spirit, One God: Amen

This year’s youth Retreat composed of priests, parents and youth from the Seattle WA, Oakland CA, Portland OR, and Vancouver Canada churches.

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div