S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

መልእኽቲ በዓል ትንሳኤ-ቅዱስ አቡነ እንጦንዮስ ፓትርያርክ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ

ክርስቶስ ተንሥኣ እሙታን--------------> በዓቢይ ኃይል ወሥልጣን
ኣሰሮ ለሰይጣን------------------------ኣግዓዞ ለኣዳም
ሰላም---------------------------------እምይእዜሰ
ይኩን---------------------------------ፍስሓ ወሰላም

በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ። ኣሜን።

ክቡራንን ክቡራትን መናን ኣብ ውሽጥን ወጻን። ንቋ ናብዚ ቅዱስ በዓል ትንሣኤ ጐይታናን መድኃኒናንየሱስ ክርስቶስ ኣብጽሓና።

ሱባኤና ብሰላም ኣፈጺሙ፡ ናብዚ ዝተቐደሰን ዝተባረኸን፡ በዓለ ትንሣኤ፡ ዘብጽሓና ኣምላኽ

ክብርን ምስጋናን ይኹኖ። ኣብዚ ዝሓለፈ ሱባኤ፡ ዝተገብረ ጾምን ጸሎትን፡ ዝበጽሐ ወዳሴን ቅዳሴንግዚኣብሔር ይቀበሎ። ኣሜን።

ወይዜኒ ክርስቶስ ቀደመ ተንሥምኵሎሙ ሰብእ እሙታን። ሕጂ ግና፡ ክርስቶስ ካብ ምዉታት ተንሥA በዚ ከኣ ናይቶም ዝሞቱ በኹሪ ትንሣኤ ኮነ። ቈረንቶስ ፲፭፡፳።

መድኃኒ ዓለም ክርስቶስ ንድኅነት ደቂ ኣዳም ሥጋ ለቢሱ፡ ኣብ መስቀል ምስ ሞተን ምስ ተቐብረን፡ ኣብ ሣልሳይ መዓልቱ፡ መግነዝ ፍትሑለይ፡ መቓብር ክፈቱለይ ከይበለ ብኃይሊ ኣምላኽነቱ፡ ብገዛሱ፡ ተንሥA ትንሣኤ ናይቲ ኣብ መወዳ ዓለም ዚኸውን ትንሣኤ ዘጉባኤ፡(ናይ ኃባር ትንሣኤ) በኹሪዩ። ጐይታናን ኣምላኽናንየሱስ ክርስቶስ ካልኣይ ሞት ዘይብሉ፡ ሓንሳ ንሓዋሩን ተንሢኡ። በዚ ድማ፡ ነዞም ኣብ ዳግማይ ምጽኣተ ክርስቶስ ሓንሳብን ንሓዋሩን፡ንትንሥ በኹሪ ትንሣኤ ኮነና።ወበከመ ንተ ኣዳም ኩልነ ንመውት፡ ከማሁ በክርስቶስ ኩልነ ንሓዩ። ወኩሉ ሰብበበሥርዓቱ፡ ቀዳሚ ክርስቶስ ዘተንሥኣሙታን ምዝ በክርስቶስ በምጽኣቱ።” “ከምቲ ኩላቶም ብኣዳም ዝሞቱ፡ ከምኡ ድማ ኩላቶም ብክርስቶስ ሕያዋን ክኾኑዮም፡ ግናኸ ነፍሲ ወከፍ፡ በብመስርዑዩ። ቅድም ክርስቶስ፡ ከም በኹሪ፡ ደሓር ኣብ ዳግማይ ምጽኣትቶም ናይ ክርስቶስ ዘበሉ። ቈረን.፲፭፡ ፳፪- ፳፫።

ኣብ ትንሣኤ ዘጉባኤ (ናይ ሓባር ትንሣኤ) ጻድቃንን ኃጥኣንን ኩሎም፡ ምውታት ኪትንሥኡዮም።ንተ ኾነ ከምቲ ቅዱስ ወንጌልወበንተ ዝንቱሰ፡ታንክሩስመ ትመጽ ሰዓት ዘይሰም ቃሎ ኵሎሙ ውስተ መቃብር፡ ወይወጽኡ፡ ሠናይ ገብሩ ውስተ ትንሣኤ ዘለሕይወት፡ ለሰ፡ኩየ ገብሩ፡ ውስተ ትንሣኤ፡ ዘለደይን” “ ኣብ መቓብር፡ ዘለው ኩሎም፡ ድምጹ ዚሰምዑላ ሰዓት ክትመጽእ እያ፡ ጽቡቕ ዝገበሩ፡ ናብ ትንሣኤ ሕይወት፡ ክፉዝገበሩ ናብ ትንሣኤ ፍርዲ፡ ክወጹዮምሞ፡ በዚ ኣይትደነቑ።ዝበሎዩ። ዮሓ. - ፳፰- ፳፱።

ምበኣር ናብ ትንሣኤ ሕይወት፡ ክንትንሥበቲ ጐይታናየሱስ ክርስቶስ ምስ ተሰቕለ ካብ የማናይ ጎድኑ ዝፈሰሰ፡ ማየ ጎቦዮሓ. ፲፱፡ ፴፬ ተጠሚቕና ተኻፈልቲ ሞቱን ትንሣኤኡን ክንከውን ይግብኣና።

ወዘንተ ባህቱ፡ ምሩ ኵልክሙ፡ ከመ ተጠመቅነ፡ ግዚየሱስ ክርስቶስ፡ ውስተ ሞቱ ተጠመቅነ፡ ወተቀበርነ፡ ምስሌሁ፡ ውስተ ጥምቀት፡ በሞቱ ከመ በከመ ክርስቶስ ዘተንሥኣ፡ሙታን በስብሓተ ኣቡሁ ከማሁ፡ ንሕነኒ ናንሶሱ ውስተ ሓዳስ ሕይወት።” “ እቶም ብክርስቶስ ዝተጠመቕና፡ ዘበልና ኩላትና፡ ብሞቱ፡ ከም ዝተጠመቕናዶ ኣይትፈልጡን ኹም።ምበኣር ከምቲ ክርስቶስ ብኽብሪ ኣቦ ካብ ምውታት ዝተንሥA ከምከኣ ንሕና፡ ብሓዳስ ሕይወት፡ ንቲ ክንነብር፡ ብጥምቀት ምስኡ ሞትናን ተቐበርናን።ሮሜ. - ፬።

ከምኡውንዘበልዓ ሥጋየ፡ ወሰትየ ደምየ፡ ሕይወት ዘለዓለም ወኣነ ኣነሥበደሓሪትለት” “ ሥጋይ ዚበልዕ ደመይውን ዚሰቲ ናይ ዘለዓለም ሕይወት ኣላቶ፡ ኣነውን በታ ዳሕረይቲ መዓልቲ ከተንሥኦ እየ።ዮሓ. ፮፡ ፶፬። ዝበለና ቅዱስ መጽሓፍ፡ ተቐቢልና፡ ናይ ሕይወት ትንሣኤ ንኽንትንሥን፡ ዘለዓለማዊ ሕይወት ንኽንረክብን፡ ዛዝ ኣምላኽ የፈጽመና።

ቅዱስ በዓል ትንሣኤ፡ ርሑስ ዓውደ ዓመት ይግበረልና።

ከምዚ ንዓመታ፡ ብሓጎስ ብጥ የብጽሓና።

ንበለ ደውየ ወሕማም፡ንበለ ወድካም፡ በፍስሓ ወበሰላም ኣመ ከመ ዮም ያብጽሓነ፡ ያብጽሕክሙግዚኣብሔር።

ሃገርና ክልልት በግርማ፡ ሕጽርት በመንፈስ ቅዱስ ትኩን ኣሜን።

ጸጋሁ፡ ግዚየሱስ ክርስቶስ ምስሌክሙ፡ ወፍቅረ ዚኣየ ምስለ ኩልክሙ፡ በክርስቶስየሱስ ኣሜን ቈረ. ፲፮፡ ፳፫- ፳፬

ኣኃዊነ ጸልዩ ለነ። ተሰሎ. ፳፭

ቅዱስ ንጦንዮስ ቀዳማዊ ፓትርያርክ ወር ሊቃነ ጳጳሳት ሃገረ ኤርትራ

እዚ፣ አቡነ እንጦንዮስ ፓትርያርክ ቤተ ክርስትያን ተዋህዶ ብ2005 ዓ.ም.ዝለኣኽዎ ቃል ቡራኬ እዩ። ንምሉእ ትሕዝቶ'ቲ ጽሑፍ ኣብዚ ተወከስ

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div