መበል 24 ዓመታዊ ጉባኤ መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜርካ ኣብ ከተማ ሲያትል ክፍለግዝኣት ዋሽንግቶን ኣብ ቤተ ክርስቲያን ደብረ ብርሃን ቅድስቲ ሥላሴ ስያትል ካብ 14 ክሳብ 17 ሓምለ 2022 (July 14 to July 17 2022) ጀሚሩ ይካየድ ኣሎ። በመገዲ ፍኖተ ብርሃን Facebook https://www.facebook.com/EritreanOrthodoxChurch ክትከታተሉ ንሕብር።
ሓደ ፓትርያርክ፥ ሓንቲ ኦርቶዶክሳዊት ቤክ ተዋህዶ ኤርትራ፦ ሓንቲ እምነት: ሓደ ጎይታ: ኤፌ፥4:5. |
|
እቲ ናብ ደምበ ኣባጊዕ ብኣፍ ደገ ዘይኣቱ፡ ብኻልእ ወገን ዚሐኵር፡ ንሱ ሰራቕን ጕሒላን ከም ዝዀነ፡ ብሓቂ፡ ብሓቂ እብለኩም አሎኹ። ወንጌል ዮሃንስ 10:1። |
መልእኽቲ ትንሳኤ ክርስቶስ ካብ ብጹዕ ኣቡነ መቃርዮስ ጳጳስ ዲበ ኩሉ ቤተክርስቲያን ተዋህዶ
Resurrection Festal Message from His Grace Bishop Makarios (Tigrigna- audio)
Day 43 (7th Monday of the Holy Great Fast)
“This is love, that we walk according to His commandments.” (2 John 1:6)
Day 21 (3rd Sunday of the Great Fast)
11 Then He said: “A certain man had two sons.
12 “And the younger of them said to [his] father, `Father, give me the portion of goods that falls [to] [me].’ So he divided to them [his] livelihood.
መዓልታዊ መደባት ሬድዮ ተዋህዶ
ሰኑይ |
ሰሉስ |
ረቡዕ |
ሓሙስ |
ዓርቢ |
ቀዳም |
ሰንበት |
ክርስቲያናዊ ስድራቤት |
መንእሰያትን ህጻናትን |
ህይወት ቅዱሳን |
ስነ ጽሑፍ |
ርእይቶ ሕዝቢ፣ ሕቶን መልስን |
ስብከተ ወንጌል |
ስብከተ ወንጌል |
ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ
ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store
ራድዮ ቃለ ኣዋዲ