S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

እቲ ቓል ሓቂ ዝዀነ ወንጌል፡ ቕድም ናባኻትኩም ምስ መጸ፡ ብዛዕባ ንሱ ዝህቦ ተስፋ ሰሚዕኩም (ኢኹም) ስለ እምነትኩምን ፍቕርኹምን ኣብ ኣብ ሰማይ ተዓቝሩልኩም ዘሎ ተስፋ ዝተመስረተዩ።ቈሎ 15 .

ነቲ ብኣበሳኦምን ብርኹስ (ናብራኦምን) ዚስቀይ ዝነበረ ሎጥ ጻድቕ ግና ኣድሓኖ።. . .እቲ ጻድቕ ኣብ ማእከሎም ኪነብር ከሎ፡ በቲ ኣብ ጸጽባሕ ዚርእዮን ዚሰምዖን ዝነበረ ግብሪ ዓመጻኦም፡ እታ ጻድቕ ነፍሱ ትስቀይ ነበረት።” 2ጴጥ 27,8

“ገሊኡ ኣብ እሾኽ ወደቐ። እቲ እሾኽ ድማ ዐበየ ሐነቖውን።” ማቴ 13፡7

እዚ ዕለት’ዚ ኻልኣይ ሰንበት ናይ ዘመነ ክረምትን፡ ናይ’ቲ “ዘርእ፡ ደመና፡ ጠል” ዝተሰምየ ንኡስ ክፍለ ዘመንን’ዩ። ብኣቈጻጽራ ግእዝ ካብ ሓምለ 3 ኽሳዕ ሓምለ 9 ዘሎ ዕለታት ኣብ መዓልቲ ሰንበት ምስ ዚውዕል፡ ነቲ “ይሰጠዎ ወምዖ ጸሎቶ” ዚብል ናይ ቅዱስ ያሬድ መዝሙር ኢና ንዝምር።

እምበኣርሲ፡ ምእንቲ ኽትፍወሱ ንሓድሕድኩም ሓጢኣትኩም ተኣመኑ፡ ምእንቲ ሓድሕድኩምውን ጸልዩ። ጸሎት ጻድቕ ብግብራ ብዙሕ ተስልጥያ።ያእ 516

 ንሱ ይሓልየልኩምሞ፡ ንዅሉ ሓልዮትኩም ኣብኡ ኣውድቕዎ።” 1ጴጥ 57

 ሽዑ (እቲ ንጉስ) ንባሮቱ፡ <እቶም ዕዱማት ደኣ ዘይበቑዓት ኰይኖም’ምበር፡ መርዓስ እተዳለወ’ዩ። ደጊም ናብ ቀራና መገዲ ኺዱ’ሞ ንዝረኸብኩምዎ ዘበለ ናብ መርዓ ጸውዑ፡> በሎም። እቶም ባሮት (ድማ) ናብ መገዲ ወጺኦም፡ ንዝረኸብዎ ዘበለ፡ ንሕሱማትን ንሕያዎትን፡ ኣከብዎም። እቲ ዳስ-መርዓ ድማ ብተቐማጦ መልአ።” ማቴ 22፡8-10

 ንስኻትኩም ግና እቲ ኻብ መጀመርታ ዝሰማዕኩምዎ ኣባኻትኩም ይንበር። እቲ ኻብ መጀመርታ ዝሰማዕኩምዎ ኣባኻትኩም ዚነብር እንተ ዀይኑ ኸኣ፡ ንስኻትኩም ኣብ ወልድን ኣብ ኣቦን ኽትነብሩ ኢኹም። እታ ክርስቶስ ዝተስፈወና ተስፋ ኸኣ ናይ ዘለኣለም ህይወትያ።” 1ዮሃ 224,25

 ኣነ ኸኣ ነቦ ኽልምኖየ፡ ንሱ ድማ ንዘለኣለም ምሳኻትኩም ዚነብር ካልእ መጸናንዒ ኺህበኩምዩ። ነቲ መንፈስ ሓቂቲ፡ ዓለም ዘይትርእዮን ዘይትፈልጦን ስለ ዝዀነት ክትቅበሎ ኣይኰነላንዩ። ንስኻትኩም ግናምሳኻትኩም ዚሓድር፡ ኣባኻትኩምውን ዚነብር ስለ ዝዀነ ትፈልጥዎ ኢኹም።ዮሃ 14’16,17 . + .

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div