ሬድዮ ቃል ኣዋዲ ኩሉ ጊዜ ቀዳም ካብ ሰዓት 11፡30; 12፡00 ናይ ንጉሆ ብ 1120 WUST RADIO ብሓልዮት ደብረሰላም መድኃኔ ዓለም ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኤርትራ ኣብ washngton DC ን ከባቢኣን እናተዳለወ ዝመሓላለፍ መንፈሳዊ ትምህርቲ እዩ።
To Listen to Qale Awadi 1120 WUST...LIVE SAT 11፡30; 12፡00 PM
on Your Cell Phone!
Call (712) 432-6620 and Listen






