S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ዕድመ-ዓመታዊ ክብረ በዓል ቅ.ድ.ማርያም ኣብ በይ ኤርያ

ናብ ምእመናንን ህዝበ ክርስቲያንን ብሩኽ በዓል ልደት መድሓኒና ክርስቶስን ርሑስ ሓድሽ ዓመትን ይግበረልና። 

ቀጺልና ንጥሪ/January 28-29/ 2012 (ጥሪ ፲፱ - ፳ 2004 .. ግእዝ) ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣስተርእዮታ እነብዕለሉ ዓመታዊ ብዓልና ተኻፈልቲ ናይ ዝተፈላልየ መንፈሳዊ መደባት ክትኮኑ ብኽብሪ ንዕድም።

ኣብዚ ክቡር በዓልዚ ብብፁዕ ኣቡነ መቃርዮስ ብዝምርሑ ሊቃውንቲ ቤተክርስትያን ዝቐርብ ዝተፈላለየ መንፈሳዊ መደባት ተሰሪዑ ኣሎ።

ካብዛ ብብዙሕ ክፍኣትን ሓጢኣትን ትሳቐ ዘላ ዓለም ብሓይሊ መድኃኔ ዓለም፡ ብኣማላድነት . ድንግል ማርያምን ብጸሎት ቅዱሳንን፡ ካብ ኩለ ክፉእ ምእንቲ ክንድሕን ኣብ እንገብሮ ሓባራዊ ጸሎትን ምህለላን ምስ ስድራ ቤትኩም ክትሳተፉ/ ብስም ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ንምሕጸን።

ዓርቢ (Jan 27/2012)-

600-800 . . ዋዜማ ብሊቃውንቲ ቤተክርስትያን

ቀዳም  (Jan 28/2012)-

600-800  . . ስብሓታትን ማሕሌትን 

800-1000  . . ቅዳሴ

1000-1100  . . ስብከት

1100-1200 . . ዑደት

1200-100  .. ምሳሕ/ንግደት

100 - 230 .. ፍሉይ ሰሚናር “*ጠንቅታት ማሕበራዊ ቅልውላው ኣብ ውሽጢ ስድራ-ቤትን ሕብረተሰብን እንታይ እዩ? መንፈሳዊ መፍትሒኸ ኣሎዎዶ?* መንፈሳዊ ጉስነት (Pastoral Counseling) ሊቀ ካህናት ገብረሚካኤል ዮሃንስ

ሰንበት  (Jan 29/2012)

700 - 1100 . . ቅዳሴን ሰፊሕ ትምህርትን ንወለድን መንእሰያትን። 

ብደሓን ምጹ!

ኣድራሻ

ቅድስት ማርያም ኦርቶዶክ ተዋሕዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ በይ ኤርያ

 

St. Mary Eritrean Orthodox Church Bay Area

301 Dowling blvd San Leandro, CA 94577 Phone 510-593-3819

 

ንብፁእ ውቅዱስ ሣልሳይ ፓትርያርክ ኣቡነ እንጦንዮስ ብጥዕናን ሰላምን ይሓልወልና!

ንብፁእ ኣቡነ መቃርዮስ ኣብዚ ናይ ፈተና እዋን፡ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ፡ ኣብ ኣገልግሎቶም ኣሳልጦ ይሃብ!

ንቤተክርስትያንናን ሃገርናን ድማ ሰላሙ የስፍን።

ኣገልገልትን ምምሕዳር ሰባኻ ጉባኤን . ማርያም ቤተክርስትያን በይ ኤርያ።

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div