S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

መግለጺ መንበረ ጵጵስና ኣኅጉረ ስብከታት ሰሜን ኣሜሪካ፥ ኤውሮጳን ማእከላይ ምብራቕን።

ህዝቢ ኣክቡ ቅዱስ ጉባኤ ከም ዘሎ ንገሩ! ኢዩኤል 2፡16
ናብ ኩሎም ኦርቶዶክሳውያን ምእመናን ህዝበ-ክርስቲያን ነበርቲ ሰሜን ኣሜሪካን ካናዳን ከምኡውን ኣብ ኤርትራን ኣብ ኩሉ ኵርንዓት ዓለም እትርከቡ ብክርስቶስ ጎይታ ኣኅዋትና።

ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስቲያን ኤርትራ፤ ብውሽጢ ከቢድ ነውጽን ምፍልላይን፡ ብግዳም ድማ ተነጽሎ ካብ ኣድማሳዊ ማሕበር ኣብያተ ክርስቲያናትን ካብ ኣሓት ኦርቶዶክሳውያን ኦርየንታል ኣብያተ ክርስቲያናት ኣጋጢምዋ ትርከብ። ጠንቂ ናይዚ ፍጻመ እዝን ካልእን ዝድህስስ መጽናዕታዊ ጽሑፍ በኸምዚ ዝስዕብ ኣገባብ ናብ ህዝቢ ቀሪቡ ኣሎ

ገለ ስምዒታውያን ሰባት፡ ብ2001 ዓ.ም. ነቲ ኣብ ቤተ ክርስቲያን ቅ፣ማርያም ኣስመራ ዝነበረ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓዊ ከምዘንደድዎ ሰሚዒኩም ትኾኑ። እቲ ካብኡ ዝገደደ ድማ ኣባ ሉቃስ ዝበሃሉ ኣቡን፡ "እቲ ዝነደደ "መጽሓፍ ቅዱስ ኣይኮነን መጽሓፍ ርኹስ እዩ" ብምባል ክኽሕድዎ ፈቲኖም። ነቲ ሓቂ ክትፈልጥዎን ክትምርምርዎን ምእንቲ ግና እንሆ ብቪድዮ ዝተሰነየ መርትዖ ነቕርበልኩም። ቪድዮ ንምርኣይ ኣብዚ ጠውቕ። እቲ ዅሉ ዚኽእል እግዚኣብሔር ይቕረ ይበለልና። ዘመን ፍትሒ፡ ምሕረትን ፍቕርን ድማ ይሃበና።

“ንሱ ይሓልየልኩም እዩ እሞ፡ ንዅሉ ሓልዮትኩም ኣብኡ ኣውድቕዎ”። (1ጴጥ 5፡7)

ብፁዕ ኣቡነ መቃርዮስ ኣብ ሃገር እንግሊዝ ዝገበርዎ መንፈሳዊ ዑደት ኣዝዩ ዕውት ከምዝነበረ፣ ብረዲኤት አምላኽ ብዙሓት ኣገልገልቲ ባሪኾም ንምእመናን ድማ መንፈሳዊ ማዕዳን ምጽንናዕን

ብመጀመርያ ሰላምታ የቐድም፣ ብምቕጻል ድማ ነዘን ሕቶታተይ ክትምሉሱለይ ብትሕትና እሓትት።

1. “ኣብ የማን ኣቦ ኮይኑ ስሌና የማልድ” ማለት እንታይ ማለት እዩ?

2. “መጋረጃ ቤት መቕደስ ኣብ ክልተ ተተርተረማለትከ? ቀንዲ ትርጉሙን ታሪኹን ኣስፍሕ ኣቢልኩም ክትገልጹለይ ብትሕትና እሓትት።

እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልና ኣብ ዓለም ድማ ሰላም የውርደልና። ኣሜን።

የቐንየለይ!

ተኪኤ

ፍጥረት ወዲ-ሰብ

ትሕዝቶ ስነ-ጽሑፍ

ፍጥረት ወዲ-ሰብ

  1. ኦርቶዶክሳዊ ኣረኣእያ ብዛዕባ ሰብነትናን ህዋሳቱን
  2. ተራ ኣእምሮ ሰብ ኣብ ምሕላው እምነቱ

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div