S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ንኹሉ ገግዚኡ ኣለዎ ከም-ዝበሃል፥ እዚ ሕጂ ዘሎናዮ ግዜውን፥ ጉዳይ ቤተ-ክርስቲያን ተዋሕዶ ተደጋጊሙ ዝዝረብሉ እዋን ኮይኑ እንተ-ተረኽበ ዘገርም ኣይኮነን።

ካብ ዝሓለፈ ቅንያት፡ ቅዱስ ኣቦና እንጦንዮስ ሓዋርያ ሰላም፡ ክወጹ እዮም ካብ ማሕዪር ጸላም! ዝብል ሠናይ ወረ ይስማዕ ኣሎ።

ዘደቅስ ከይተረኽበ ደቂስካ ክሕደር ዝከኣል ኣይኮነን። ኩሉ ነገር ዘይስምዖም ኮይኖም፥ ደቂሶም ዝሓድሩ እንተተረኽቡ እውን፥ ዘገርም ኣይኮነን።

ንኦርቶዶክሳዊት ተዋሕዶ ቤተ-ክርስቲያንና ብዝምልከት፥ ብሃንደበት ሓድሽ-ንፋስ ክነፍስ ይስማዕ ኣሎ። እዚ ካብ ኣሥመራ ዝብገስ ዘሎ ኣውሎ ንፋስዚ፥ ነቲ ኣብ

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙንመስቀሉ ጸይሩንዓይ ኣይበቅዕን” /ማቴ 1038/ ዝብል ኣቕሪበ ነይረ። መስቀል ምጻር ማለት ድማ እንታይ ምኻኑ ጽሒፈ ነይረ። ሎሚ ድማመስቀል ንዓና እንታይ እዩዝብል 2 ክፋል እንሆ። ኣብዚ ጽሑፍዚ እቲ ቀንዲ መልእኽቱ

ከም-ዝፍለጥ መሠረት ክርስትና ወንጌል ስለ-ዝኾነ፥ ክርስትና ብዘይ ወንጌል ትርጉም ዘለዎ ኮይኑ ክርከብ ኣይምኸኣለን። ስለዚ ድማ’ዩ እቲ

ጎይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ንደቀ መዛሙርቱ ክምህሮም ከሎ ብዙሕ ግዜ ብምስላ ጌሩ የረድኦም ከም ዝነበረ ኣብ ቅዱስ ወንጌል ተጻሒፉ ንረኽቦ። ከምኡውን እቶም ለባማትን ክቡራትን ወለድና ኣብ ዘረብኦም ምስላ እናሓወሱ እዮም ዘውግዑ። “መሲለ ዝነግሮ፥ ንኽመስሎ” ድማ ይብሉ። ኣነውን ነዛ ትስዕብ ናይ ምስላ-ዛንታ ኣቕሪበ፡ ናብ ሓጺር ጽሑፈይ ክሓልፍ ባህ ይብለኒ።

ኣብ ህይወቶም ሰላም ዝስኣኑ ብዙሓት እዮም'ሞ ከምኦም ከይትኸውንሲ እቲ ብመስቀልን ትንሳኤን ናይ ክርስቶስ ዝተረኸበ 'ሰላም' ብልብኻ ተቐብሎ ንርእስኻን ካልኦትን ድማ ንበረኸት ክትከውን ኢኻ።"ኦ ንጉሰ ሰላም ክርስቶስ ሰላመከ ሃበነ" Read More...

ኣብዛ ሓላፊት ዓለም እሙን ምዃን እቲ ዝኸበረን ብጣዕሚ ዘሐጉስን ጠባይ ደቂ ሰባት እዩ። እሙን 

ነቶም ዚጽበይዎ ኸምቲ ንስኻ ዝገበርካሎም ዚገብር ካልእ ኣምላኽ ካብ ጥንቲ ኣይተሰምዐን፡

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div