መበል 15 ዓመታዊ ጉባኤ ቤተክርስትያን ተዋሕዶ፡ መምበረ ጵጵስና ሰሜን ኣመሪካ ብዓወት ተዛዚሙ።
ብሊቀ ካህናት ምርካጽዮን ተኽለማርያም
ኣብ እምነት ኦርቶዶክሳዊት ተዋሕዶ ቤተ-ክርስቲያንና፣ “ምምላድ” ወይ “ኣማላድነት” ዝብል ክፋል“ሥርዓተ-ኣምልኾ” ከም ዘሎ ዝፍለጥ እዩ። እዚ ማለት ድማ እቶም ቅዱሳነ-እግዚኣብሔር፣ ኣማለድቲ ኮይኖም ንዓና ንደቂ-ሰብ፣ ምስ ኣምላኽ ንምትዕራቕ ዝግበር፣ ወይ ኣምላኻዊ ጸጋን በረኸትን ከውህብ ዘኽእል፣ ሥርዓተ-ኣምልኾ`ዩ ተባሂሉ ክግለጽ ይከኣል።
ሰላመ እግዚኣብሔር ምሳኻትኩም ክኸውን ንምነ።
እዚ ሒዝናዮ ዘለና ናይ ትምህርቲ ግዜ፥ ኣብዚ ወርሒ እዚ ክዛዘም ምዃኑ ንሕብር። ፈተና ዝወሃበሉ እዋን ካብ 15 ጥሪ ክሳብ - 30 ጥሪ 2021 እዩ። በዚ መሠረት፥ ኩልኹም ተመሃሮ ኣብ መርበብ ሓበሬታ https://tewahdotheology.org ኣቲኹም ዘድሊ ቅጽዕታት ኣማሊእኩም ክትምዝገቡ ብመንፈሳዊ ኣኽብሮት ንሕብር።
ምዝገባን መምርሕን ትምህርቲ 2021 ዓ.ም
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን።
"ብተስፋ ተሓጎሱ፥ ብጸበባ ተዓገሱ፥ ጸሎት ኣዘውትሩ" (ሮሜ 12:12) ኣብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ ጠቕሲ፥ ቀኖናዊ ሃገረ ስብከትና መበል 22 ዓመታዊ ጉባኤኡ ካብ ሓሙስ 30 ሓምለ ክሳብ ቀዳም 1 ነሓሰ 2020 ኣ.ፈ ((ካብ ፳፫ ክሳብ ፳፭ ሓምለ ፳፻፲፪ ዓ.ም) ብመራኸቢ ብዙኃን ካብ ርሑቕ ብቐጥታ (virtual) ብረድኤት እግዚኣብሔር ጉባኤኡ ብሰላም ዛዚሙ ኣሎ።
Pray for His Holiness Antonios, Patriarch of the Eritrean Orthodox Church who has been under house arrest since January 13, 2006.
ሓሙስ 27 መስከረም 2018 ዓ.ም በዓል ቅዱስ መስቀል እዩ።
ኣምላኽ ቅዱስ በዓል መስቀል ይግበረልና። ኣሜን ።
መሰቀል ጽንእነ
መሰቀል ቤዛነ
መስቀል መድሃኒተ ነፍስነ
ንሕነስ ኣመነ በኅይለ መስቀሉ ድኀነ።
Day 27 (4th Saturday of the Holy Great Fast)
“Let my prayer be set before You as incense, the lifting up of my hands as the evening sacrifice.” (Psa 141:2)
መግለጺ መንበረ ጵጵስና ኣኅጉረ ስብከታት ሰሜን ኣሜሪካ፥ ኤውሮጳን ማእከላይ ምብራቕን።
ካብ ትሕዝቶታት ጉባኤ ቤተ ክርስትያን ተዋህዶ 2013
ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ
ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store
ራድዮ ቃለ ኣዋዲ