ናብ ምእመናን ሕዝበ ክርስቲያን፡
ብሩኽ በዓል ትንሳኤ ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ይግበረልና። ቀጺልና April 8 – 10, 2011 (ምያዚያ ፩-፪ 2003 ዓ.ም. ግእዝ) ከምቲ ልሙድ ዓመታዊ ክብረ በዓል ደብረ ግእዛን መድኃኔ ዓለም ቤተ ክርስቲያን ኣትላንታ ዝኽበረሉ ዕለት ስለ ዝኾነ ኩሉኹም ናብዚ መንፈሳዊ በዓል ንኽትሓብሩና ትዕደሙ።
“ኣይሁድ፡ ‘ንስኻ መን ኢኻ፧ ... መን ደኣ ኢኻ፧ ነቶም ዝለኣኹና ምላሽ ምእንቲ ኽንህቦምሲ፡ ብዛዕባ ርእስኻ እንታይ ትብል፧’ በልዎ፡ ኣነስ...ኣብ በረኻ ዚእውጅ ድምጺ እየ፡” በሎም።” ዮሃ 1፡19, 22, 23።
ዓሚ ከምዚ ሎሚ ብሕጋውን መንፈሳውን ኣገባብ መበል 118 ፓትርያርክ ሃገረ ግብጺ ፖፕ ቴድሮስ 2ይ ዝተመርጽሉ ክቡር ወርሒ ሕዳር እዩ። እቲ ብመትሮፖሊታን ብፁዕ ኣቡነ ባካምዮስ መሪሕነት ዝተኻየደ ወግዓዊ ምርጫ ፓትርያርክ ከኣ ብዲሞክርሲያውን ሓዋርያውን ሕጊ (ዕጫ) ሰብን እግዚኣብሔርን ዝተሓጎስሉ መንፈስ ቅዱስ ዝሠመሮ፥ ንዓለም ዘደነቐን ምርጫ እዩ ነይሩ እንተ ተባህለ ምግናን ኣይኮነን። እዚ ማለት እቲ ዝነበረ ሥነ-ሥርዓትን ሕጋዊ ኣገባብን ካብ ምቕራብ ሕጹያት
ኩቡራት መእመናን ህዝበ ክርስቲያን፣ብቀዳምነት ካብ ልቢ ዝነቀለ መንፈሳዊ ስላምታና ኢናቅረብና ሰላመ እግዚኣብሔር ምስ ኩላትኩም ይኹን ንብል። ካብኡ ብምቅጻል ክኣ እዚ ዝስዕብ ብስራት ከነካፍለኩም ንፈቱ። ኦርቶዶክሳዊት
ብዕለት የካቲት 10/2005 (3 የካቲት 1997) ምምሕዳር ንኡስ ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣሜሪካ ጳጳስ ክምደቡልና፡ ክሳዕ ዝምደብ ድማ፡ ኣብ ትሕቲ ቅዱስ ፓትርያርክ ኮይኑ ክካየድ፡ ብደብዳቤ ምጽሓፍና ዝዝከር እዩ።
ነዛ ቕድስትን ክብርትን ሰንበት’ዚኣ ተሰሪዑልና ዘሎ ንባብ ቅዱስ ወንጌል፡ ብዛዕባ ሕውየት ዓሰርተ ለምጻማትን፡ ብዛዕባ ምጽኣት ጐይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስን ብዛዕባ መንግስቲ ኣምላኽን ኣስፊሑ ዜስተምህር’ዩ። ጐይታና ንህዝቡን ንደቀ መዛሙርቱን እናመሃረ ኸሎ፡ እቶም ንምቅዋሙ ኵሉ ጊዜ ኻብ ከባቢኡ ዘይርሕቑ ፈሪሳውያን ቅርብ ኢሎም፡ ፍቕሪ ናይ መንግስቲ ኣምላኽ ዘለዎም ኬምስሉ፡ “መንግስቲ ኣምላኽ መዓስ’ያ እትመጽእ፧” ኢሎም ሓተትዎ። ካብ ኣፉ ንመኽሰሲ ዚኸውን ኣበር እንተ ረኸቡ ተተስፍዮም ደኣ ሓቲቶምዎ እምበር፡ ፍቕሪ መንግስቲ ኣምላኽ ሃልይዎም ዘልዓልዎ ሕቶ ኣይነበረን። ከመይሲ፡ ንሳቶም ንመንግስቲ ኣምላኽ ብዅሉ ሓይሎም ዚደፍኡዋን ዚዋግእዋን ቀንዲ ጸላእታ’ዮም ዝነበሩ። ጐይታና፡ ንመንግስቲ ኣምላኽ ደፋእታን ገፋዕታን ምዃኖም፦
ሓያሎ ሰባት ብተለፎንን ብኢመይልን ክትረኽቡና ጻዕሪ ዘካየድኩም፣ ስለ ምድንጓይና ይቕሬታ እናሓተትና ንኢየሩሳሌም ብርትዓዊ ዋጋን ብዝተማእከለ መገድን ክትገሹ እትደልዩ ምእመናን ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ፣ በዚ ዝስዕብ ብቐጥታ ደዊልኩም ዘድሊ ሓበሬታ ክትረኽቡ ትኽእሉ።
መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜርካ
ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ
ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store
ራድዮ ቃለ ኣዋዲ