በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላኽ ኣሜን።
መበል 19 ዓመታዊ ጉባኤ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜሪካ ኣብ ቤተ ክርስቲያን ሊቀ መላእኽት ቅዱስ ሚካኤል ሻርለት ኖርዝ ካሮላይና፡ "ኣነ ዝሓስበልኩም ዘሎኹ ሓሳብ እፈልጦ እየ፡ መፈጸምታን ተስፋን ክህበኩምሲ፡ ሓሳብ ደኃን እምበር፡ ናይ ክፉእ ኣይኰነን፡ ይብል እግዚኣብሔር” ኤርምያስ 29:11።“ ኣብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ ጥቕሲ ብፍሉይ መንፈስን ተስፋን ጉባኤኡ ብሰላም ዛዚሙ።
ምስ ሳሚያ ክገብሮ ዝጸናሕኩ ምዝርራብ ኣቋሪጸ ምስ-ከድኩ፥ ውሽጠይ ስለ-ዝተሃወኸ ክረጋጋእ ኣይከኣልኩን። በዚ ድማ “-ክርስቶስ ማለት መን’ዩ-?-” ብምባል፥ ክምልሶ ብዘይክእል ሕቶ ነፍሰይ ኣብ ምጭናቕ ኣቶኹ። ከመይሲ ክርስቶስ ዝብል ስም ብዘልዓልኩ ቁጽሪ፥
“.........ንሱ ኻብ ነፍሲ ወከፍና ዘይረሓቐ ክነሱ፡ ምናልባሽ ሃሰስ ኢሎም እንተ ረኸብዎ፡ ንኣምላኽ ምእንቲ ኺደልዩ (ኢሉ)፡ ንመናበሪኦም ድማ ውሱን ዘመናትን ድዉብ ደረታትን ሓገገሎም።” ግብ 17፡26-28
ሰኑይ 30 ሚያዝያ 2018: ቃልኪዳን ኣብ ግብራዊ ናብራ - መበል 34 ክፋል
መእተዊ፥
ኣብቲ ቐዳማይ ክፋል ጽሑፍና፡ ፍቕሪ እታ ቐዳመይትን ዓባይን ብልጽትን ትእዛዝ ናይ እግዚኣብሔር ምዃና፡ ብዘይ ፍቕሪ ዝዀነ ዓይነት ውህበት ጸጋ፡ ዝዀነ ዓይነት ኣገልግሎት፡ ዝዀነ ዓይነት መንፈሳዊ ስነ ምግባርን ትርጒም ይኹን ተቐባልነትን ከም ዘይብሎም፡ ብኣንጻሩ
Crucifixion was an ancient form of capital punishment. It was degrading, humiliating, and caused agonizing pain. Ultimately the HOLY CROSS symbolized absolute failure and death Read more...
“ደጊም ክርስቶስ ምእንታና (ብስጋኡ) ሓሳረ መከራ ኻብ ጸገበስ፡ ብስጋኡ መከራ ዚጸግብ (ክርስትያን)፡ ንሱ ንሓጢኣት ሓዲግዎ’ዩ’ሞ፡ እቲ ብስጋ ዝተረፈ ዘመን(ኩም) ንፍቓድ ኣምላኽ’ምበር፡ ንፍትወት (ስጋ) ምእንቲ ኸይትነብሩ፡ ነዚ ሓሳብ’ዚ ኸም ኣጽዋር ጌርኩም (ተዓጠቕዎ)።” 1ጴጥ 4፡1,2
ቀዳም 31 መጋቢት 2018: ዕረፍቲ እግዚኣብሔር 7ይ ክፋል
ረቡዕ 27 መስከረም 2017 - መስቀል ጎይታ
እቲ ካብ ኣርባዕተ ኣብያተ ክርስቲያናት ብዝመጹ፡ ልዕሊ 150 ዝኾኑ መንእሰያትን ወለድን፡ ብካህናት ተመሪሖም ዘካየድዎ ካብ ሰነ 30 - ሓምለ 03, 2017 ዝተጋብአ፡ ኣዝዩ ኣገደስቲ ትሕዝቶ ትምህርትታት ዝሓቖፈ ነይሩ።
ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ
ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store
ራድዮ ቃለ ኣዋዲ