ከም-ዝፍለጥ መሠረት ክርስትና ወንጌል ስለ-ዝኾነ፥ ክርስትና ብዘይ ወንጌል ትርጉም ዘለዎ ኮይኑ ክርከብ ኣይምኸኣለን። ስለዚ ድማ’ዩ እቲ
ቀዳም 14 መጋቢት 2015 (March 14, 2015) ብክፍሊ ትምህርትን ስብከትን መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣመሪካ ዝተዳለወ ንሰብ ቃል-ኪዳን ዝምልከት ኣዝዩ ዕዉት ዝኾነ ናይ ሓደ መዓልቲ ትምህርታዊ መደብ ኣብ ደብረ ሰላም መድሃኔ ዓለም ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ተኻይዱ። እቲ ንንውሕ ዝበለ እዋን ምድላዋት ዝተገብረሉ
“ከም’ቲ ሓጢኣት ብሞት ዝገዝአ፡ ጸጋ’ውን ከምኡ ብኢየሱስ ክርስቶስ ጐይታና ብጽድቂ ንዘለኣለም ህይወት ኪገዝእ’ዩ።” ሮሜ 5፡21
ኣብዚ ቀረባ እዋን፥ ኣባ ባስልዮስ ዝበሃሉ ኣቡን ብፓትርያርክ እንጦንዮስ ዝተሸሙ ግናኸ ኣንጻሮም ዝተዓጥቁ ምስ ሓደ መነኮስ ናብ ሰሜን ኣሜርካ ኣትዮም
During the period of fasting it is appropriate that you practice self-control as well as the control of your body.
“ኣብ ማእከልኩምከ ለባምን ኣስተውዓልን መን’ዩ፧ ንሱ ብሰናይ ኣካይዳኡ ብለውሃት ጥበብ ገይሩ ግብሩ የርእይ።” ያእ 3፡13። እዚ ሰንበት’ዚ፡ ከም ስርዓት ቅድስቲ ቤተ ክርስትያንና፡ ናይ’ቲ “ኣስተምህሮ” ዝተሰምየ ቕንያት ሳልሳይ ሰንበት’ዩ። ናይ’ዚ ዕለት’ዚ ንባባት ሓድሽ ኪዳን ካብ ዜቕርቡልና ብዙሕን ኣገዳስን ኣርእስታት ሓደ ድማ፡ እዚ ልቦናን ምስትውዓልን ናይ ሰብ ብኸመይ ከም ዚፍለጥን ከም ዚግለጽን ዜስተምህር ኣርእስቲ’ዩ።
ካብ ዕለት 1/30/2015 ክሳብ 2/12015 ክብረ በዓል ኦርቶዶክሳዊት ቤክ ቅድስት ድንግል ማርያም ኣብ በይ ኤርያ ብድምቀት ተኸቢሩ።
“ብሰናይ ግብሪ ዘበለ ዅሉ፡ ፍረ እናፈረኹምን ብፍልጠት ኣምላኽ እናዓበኹምን ብዅሉ ንእግዚኣብሔር ባህ ከተብሉ ንእኡ ብቑዓት ኴንኩም ክትመላለሱ፡ ንጽልይ ኣለና። ቈሎ 1፡10።
ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ
ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store
ራድዮ ቃለ ኣዋዲ